ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ተዛቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም÷ ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ መሓሙድ እንኳዕ ዳግም ናብ ኢትዮጵያ መፅኡ ኢሎም።
“ብተደጋጋሚ ንገበርም ርክባት ርክባትና ብምጥንኻር ምትሕብባርና ብዝበለፀ ንምጉልባት ወሰንቲ ኢዮም” ክብሉ ገሊፆም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)።