Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ኮርፖሬሽን ዓለም ለኸ ፋይናንስን ውልቃዊ ኢንቨስትመንት ንምዕባይ ብዝከኣለሉ ኩነታት ተዛትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ዓለም ለኻዊ ኮርፖሬሽን ፋይናንስ ማክታር ዲዮፕ ኣብ ቀንዲ ዘፈራት ልምዓት ውልቃዊ ዘለዎም ምትሕብባር ንምጥንኻር ተዛትዮም።

እቲ ዘተ ኣብ ባንኮክ ታይላንድ ይካየድ ኣብ ዘሎ ዓመታዊ ኣኼባ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብን ባንኪ ዓለምን ጎና ጎኒ ዝተኻየደ እዩ።

እቲ ዘተ ኣብ ቁጠባ ኢትዮጵያ ወሳኒ ብዝኾኑ ዘፈራት ብፍላይ ኣብ ምምዕባል ተመጣጣኒ መንበሪ ኣባይቲ ምትሕልላፍ ፀዓትን ኢንዱስትሪታት መሪሕ ሕርሻን ውልቃዊ ኢንቨስትመንት ንምዕባይ ብዝከኣለሉ መንገዲታት ዘተኮረ እዩ።

እቲ ኣኼባ ኢትዮጵያ ንመንግስታዊ ኢንቨስትመንት ልምዓት ዝድግፍ ዓለም ለኻዊ ውልቃዊ ካፒታል ንምስሓብ ብቐፃሊ ትገብሮ ዘላ ፃዕሪ ዘርኢ ምዃኑ ተገሊፁ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.