Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣርባዕተ ሎሚ መዓልቲ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣርባዕተ ሎሚ መዓልቲ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡

ሃድያ ሆሳእና ምስ ሸገር ከተማ ቀትሪ ሰዓት 9 ከምኡ እውን ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ባህር ዳር ከተማ ምሸት ሰዓት 12 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ኣዋሳ ፀወተአን ክገብራ ኢየን፡፡

ፋሲል ከነማ ምስ መቻል ቀትሪ ሰዓት 9 ከምኡ እውን ሲዳማ ቡና ምስ ምድረ ገነት ሽረ ምሸት ሰዓት 12ኣብ  ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ክራኸባ ኢየን፡፡

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna

ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana

መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna

ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.