ኣብ ዞባ ሸበሌ ህንፀት ኣናእሽቲ መዕርፎ ነፍርቲ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዞባ ሸቤሌ ወረዳ ቤረኣኖ ስራሕቲ ህንፀት ፕሮጀክት ኣናእሽቲ መዕርፎ ነፍርቲ ተጀሚሩ፡፡
ኣብቲ መጀመሪ መርሃ ሓላፊ ቢሮ ሕርሻ እቲ ክልል ኣይተ ኣብዱላሂ መሓመድን ሓላፊ ቢሮ ማይ ኣሕመድ ሚራድን (ኢ/ር)ን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ተረኺቦም፡፡
እቲ ህንፀት መዕርፎ ነፈርቲ ልዕሊ 90 ሚሊየን ብር ብዝኾነ ወፃእ ከምዝውገን ተሓቢሩ፡፡