Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ዓለም ለኸ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፋይናንስ ኣሜሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ዓለም ለኸ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፋይናንስ ኣሜሪካ ቤን ብላክ ተዛቲዮም፡፡

እቲ ዘተ ጎድና ጎድኒ ዓመታዊ ጉባኤ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይኤምኤፍ)ን 2026 ዝተኻየደ እንትኸውን÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፋይናንስ ኣሜሪካን ዘሎ ስትራቴጂካዊ ርክብ ንምጥንኻር ዝዓለመ ኢዩ፡፡

ክልቲኦም ወገናት ኣብ ዓውዲታት ንግዲ፣ ኢኮኖሚ፣ ትራንስፖርትን መዓድንን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዝኽእሉሎም ጉዳያት ከምዝተዛተዩ ተሓቢሩ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.