Fana: At a Speed of Life!

ካብ 70 ዓመት በዓልቲ ፀጋ ዕድመ ከብዲ 14 ኪሎ ግራም ፅኪ ብሕክምና መጥባሕቲ ተወጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓፈሻዊ ሆስፒታል ነጌሌ ቦረና ካብ ከብዲ ሓንቲ በዓልቲ ፀጋ ዕድመ 70 ዓመት 14 ኪሎ ግራም ዝምዘን ፅኪ ብሕክምና መጥባሕቲ ከምዘወገደ ሓቢሩ፡፡

እቲ ሕክምና መጥባሕቲ ልዕሊ ክልተ ሰዓት ከምዝወሰደ ኣብቲ ሆስፒታል ስፔሻሊስት የሕክምና መጥባሕቲ ዝኾኑ ዶክተር ታሪኩ ገልዳ ንፋና ዲጂታል ተዛሪቦም።

እተነ ኣዶ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ጥዕና ከምዝርከባ እውን ተዛሪቦም፡፡

ብፀሃይ ጉለማ

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.