Browsing Category
ዝንቕ ፋና
309 መራኸብቲ ሓፋሽ ፍቓድ ፈነወ ረኺበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣብ ኢትዮጵያ 309 መራኸብቲ ሓፋሽ ተመዝጊበን ፍቓድ ፈነወ ረኺበን እናተንቀሳቐሳ ይርከባ፡፡
ብመሰረት ሕጊ ፍቓድ ኣገልግሎት ብሮድካስት ኩነታት ፍቃድ ዝውሰን፣ፍቃድ ዝውሃ፣ዝሕድሶን ዝእግዶን በቲ በዓል መዚ፤…
ፍሉጥ ዩቲዩበር ኣይሾው ስፒድ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮ ፃንሒት…
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዩቲዩብ ቻናሉ ልዕሊ 48 ነጥቢ 6 ሚሊየን ተኸታተልቲ ዘለዎ ፍሉጥ ኣሜሪካዊ ዩቲዩበር ዳረን ዋትኪንስ ጁኒየር (ኣይሾው ስፒድ) ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ዑደት ኣካይዶም።
ወዲ 21 ዓመት ዩቲዩበር ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣዲስ ኣበባ ብምዝውዋር…
ፀሓይ ልደትን ትርጉሙን…
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀትሪ ሓፂር ለይቱ ድማ ነዊሕ ዝበሃል ፀሓይ ልደት ዑደት ሕምባበ መሬት ዝፈጥሮ ከምዝኾ ኣብቲ ዓወዲ ዝተዋፈሩ ሊቃውንቲ ስነ ፈለክ ይሕብሩ።
መሬት ኣብ ናይ ባዕላ ዘንጊ ኣብ ዙሪያ ፀሓይ ምሕምባባ ንምፍርራቕ ቀትን ለይቲን ከምኡ እውን ንፍልልይ…
በዓል ልደት ተዛንዮም ዘብዕሉ ጃፓናውያን
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብታ ብዙሓት ክርስትያን ዘይኰኑ ሰባት ዝነብሩላ ጃፓን፥ በዓል ልደት ብኻልእ መገዲ እዩ ዝበዓል።
መፃምድቲ ኣብ ክንዲ ምስ ስድራቤቶም በዓል ልደት ንበይኖም ከብዕሉ ይመርጹ።
ጎደናታት ጃፓን ብመብራህቲ ልደት ይደምቁ፣ ኣብያተ መግብን ሆቴላትን…
ኣይተ ኩመራ ዋቅጂራ ኣብ ሓለዋ ብዝሃ ህይወት ብዝሰርሕዎ ስራሕ ተሸላሚ ዋንጫ ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሓለዋ እንስሳት ዘገዳም ኢትዮጵያ ኣይተ ኩመራ ዋቅጂራ ኣብ ሓለዋ ብዝሃ ህይወት ብዝሰርሕዎ ስራሕ ተሸላሚ ዋንጫ ተስክ ኮንዘርቬሽን ኣዋርድ ኮይኖም።
ኣይተ ኩመራ ኣብ ለንደን ኣብ ዝተሳለጠ መርሃ ግብሪ ሽልማት ኣብቲ ዓውዲ…
ኣብ መበል 6ይ ክፍለ ዘበን ዝተሃነፀ ገዳም ኣቡነ ይምኣታ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ገዳም ኣቡነ ይምኣታ ካብ ከተማ ሓውዜን ንኣንፈት ምዕራብ ኣስታት 15 ኪሎ ሜትር ርሒቑ ኣብ ቅርቅርቲ ጎቦታት ገርዓልታ ዝርከብ ኢዩ።
ኣብ ወረዳ ሓውዜን ልዕሊ 34 ውቁራት ገዳማት ኣለዉ።
ካብኣቶም ሓደ ዝኾነ ገዳም ኣቡነ ይምኣታ፥ ውሕሉል…
ኣብ ኣሜሪካ ቪዛ ዝተሰረዞም ተዓዋቲ ኖቤል
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሜሪካ ንናይጄሪያዊ ተዓዋቲ ሽልማት ኖቬል ዎሌ ሾይንካ ቪዛ ምስራዛ ተሓቢሩ።
ወዲ 91 ዓመት ናይጄሪያዊ ደራሲ ዎሌ ሾይንካ ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል እንትኸውን÷ ካብ ኣሜሪካ ዝተውሃቦም ስደተኛ ዘይኮኑ ቪዛ ከምዝሰረዘን ከም እንደገና ኣሜሪካን…
ካብ ሙዚዬም ሎቭር ፈረንሳይ ክባር ዝኾኑ ገይፃመይፂ ብምስራቕ ዝተጠርጠሩ ውልቀ ሰባት ….
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ሙዚዬም ሎቭር ፈረንሳይ ክባር ዝኾኑ ገይፃመይፂ ብምስራቕ ዝተጠርጠሩ ውልቀ ሰባት ትማሊ ምሸት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም።
ቤት ፅሕፈት ዓቃቤ ሕጊ ፓሪስ ከምዝበሎ፥ እቶም ውልቀ ሰባት ዝሰረቕዎም ክባራት ገይፃ መይፂ ብምሓዝ ካብ ሃገር ክወፅኡ ክብሉ…
ድሕሪ 738 መዓልቲታት ዝተራኸቡ ብሃማስ ዝተዓገቱ ፍቕረኛታት…
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እስራኤላውያን ኖኣ ኣርጋቫኚን ኣቪንታን ኦርን ብሃማስ ምስተዓገቱ ድሕሪ 738 መዓልቲታት ምስተለቐቑ ዳግም ተራኺቦም፡፡
እቶም ፍቕረኛታት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያ 7 ጥቅምቲ 2023 ሃገር ሰላም ኢሎም ኣብ ምዕራባዊ ኔጌቭ ፌሰቲቫልስ ሙዚቃ ኖቫ…
ኣብ ከተማ ነቀምቴ ሓንቲ ኣደ ብሓንሳብ ሓሙሽተ ቆልዑ ተገላጊላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ነቀምቴ ሓንቲ ኣደ ብሓንሳብ ሓሙሽተ ቆልዑ ብሰላም ተገላጊላ።
ወ/ሮ ኣስቴር ተረፈ ነባሪት ከተማ ነቀምቴ እንትትኾን፤ ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመታት ሓንቲ ጓል ወሊዳ ነይራ።
ሕዚ ድማ ኣብ ሆስፒታል…