Fana: At a Speed of Life!

ዩንቨርስቲ ዓዲግራትን ጂንካን ዘሰልጠንዎም ተምሃሮ ኣመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩንቨርስቲ ዓዲግራትን ጂንካን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ  ዘሰልጠንዎም ተምሃሮ ኣመሪቖም።

ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ንመበል 11 ግዘ ብቅድመን ድህረን ምረቓ ዘምሃርዎም 1 ሺሕን 357 ተምሃሮ ኢዩ ኣመሪቑ።

እቶም ተመረቕቲ ብ33 ዓይነታት ትምህርቲ ብስሩዕ፣ ክረምቲን ምሸታዊን ፕሮግራማት ዝተምሃሩ ከምዝኾኑ ተገሊፁ ።

ብተመሳሳሊ ዩንቨርስቲ ጂንካ ልዕሊ 851 ብቐዳማይ ዲግሪን ካልኣይ ዲግሪን ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ንመበል ሓምሻይ እዋን ኣመሪቑ።

ብነፃነት ፀጋይን ኣስጨናቂ ጉዱን

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.