Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚደንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ዳይሬክተር ዞባ ኣፍሪካ ኮሚቴ ዓለምለኸ ቀይሕ መስቀል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚደንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ዳይሬክተር ዞባ ኣፍሪካ ኮሚቴ ዓለምለኸ ቀይሕ መስቀል (ኣይሲኣርሲ) ማማዱ ሶውን ልኡኾምን ተዛቲዮም።

እቶም ፕሬዚዳንት ኣብቲ ዘተ፤ ኣይሲኣርሲ ምስ ኢትዮጵያ ንዝፀንሐ ነዊሕ ዓመታት ምሕዝነት ኣመስጊኖም።

ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ሰብኣዊ ጉዳያት ዝግበር ምትሕብባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ምርግጋፆም ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚደንት የመላኽት።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.