Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።

እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ሚኒስትር እቶት መላኩ ኣለበል  ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

እቲ ጉባኤ፥ “መከሓሓሲ ፍትሒ ንኣፍሪካዊያንን ወለዶ-ኣፍሪካዊያንን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.