Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊሊያም ሩቶ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊሊያም ሩቶ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።

እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት፥ ኣብ ጉባኤ ማሕበረሰብ ኣፍሪካ-ካረቢያንን መበል ካልኣይ ጉባኤ ክሊማዊ ለውጢ ኣፍሪካን ክሳተፉ ኢዮም።

ፕሬዚዳንት ዊሊያም ሩቶ  ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.