Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ሳህራዊ  ዓረብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ሳህራዊ  ዓረብ ብራሂም ጋሊ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።

እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

እቲ ጉባኤ፥ “መከሓሓሲ ፍትሒ ንኣፍሪካዊያንን ወለዶ-ኣፍሪካዊያንን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.