ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ዝተፈላለዩ ሹመት ሚኒስትራት ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ሓምሻይ ዘመን መበል 14 ስሩዕ ኣኼብኡ ሹመት ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት መርሚሩ ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ኣብ ዘካይዶ ስሩዕ ኣኼባ፥ ዶክተር ሊያ ታደሰ ሚኒስትር ጥዕና፣ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤ ላዕለዋይ ዓቃቤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ሕፁያት ሚኒስትራት ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሕፁያት ሚኒስትራት ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣቕሪቦም። ብመሰረት እዚ፥ 1 ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ- ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራል 2 ዶክተር ሊያ ታደሰ- ሚኒስትር ጥዕና 3 ኣይተ ላቀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ናይሮቢ ኣምሪሐን Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ሎሚ መዓልቲ ናብ ኬኒያ፣ ናይሮቢ ኣምሪሐን። እተን ፕሬዚዳንት ንሓደ መዓልቲ ዝፀንሕ ዑደት ስራሕ ኢየን ከካይዳ ተባሂሉ። ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ጆሞ ኬንያታ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቫይረስ ኮሮና ዓለም ለኻዊ ለበዳ ተባሂሉ ብውድብ ጥዕና ዓለም ተኣዊጁ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕማም ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ዓለም ለኻዊ ለበዳ ኢዩ ክብል ውድብ ጥዕና ዓለም ትማሊ ኣዊጁ። ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም፥ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ካብ ቻይና ወፃእ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት ብ13 ዕፅፊ ክብ ምባሉ…
ቢዝነስ ሚኒስቴር እቶት ኣብ ወርሒ ለካቲት ብር 19 ነጥቢ 4 ቢሊየን ኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር እቶት ኣብ ወርሒ ለካቲት 2012 ዓ.ም ብር 19 ነጥቢ 4 ቢሊየን ምእካቡ ኣፍሊጡ። እቲ እቶት ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ኣብ ግምት ብዘእተወ መልክዑ ዝተኣከበ ምዃኑ እውን ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር፥ ኣብ ወርሒ ለካቲት ብር 20 ነጥቢ 4…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኾነ ይኹን ሕፅረት ነዳዲ ከምዘየለን ወሰኽ ዋጋ ከምዘይተገበረን ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኾነ ይኹን ሕፅረት ነዳዲ ከምዘየለን ወሰኽ ዋጋ ከምዘይተገበረን ቢሮ ንግዲ እታ ከተማ ተገሊፁ። ኣመራርሓታትን ሓለፍቲ ቤት ፅሕፈት ክፍለ ከተማማታትን ቢሮ ንግዲ ምምሕዳር ከተመማ ኣዲስ ኣበባ ኣብዚ ሰሙን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ናይ ፅባሕ ኣኼብኡ ሹመት ሚኒስትራት መርሚሩ ከፅድቕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ናይ ፅባሕ ሓምሻይ ዘመን መበል 14 ስሩዕ ኣኼብኡ ሹመት ሚኒስትራት መርሚሩ ከፅድቕ ኢዩ። እቲ ባይቶ ኣብ ዘካይዶ ስሩዕ ኣኼባ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነ ከመሓላልፍ ኢዩ ተባሂሉ ትፅቢት ይግበር።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ሰነድ ሓፈሻዊ ትምህርቲ ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ሰነድ ሓፈሻዊ ትምህርቲ ሚኒስቴር ትምህርቲ ዘድሃበ ዘተ ኣብ ከተማ ኣዳማ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ ብሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያ ዝተኸፈተ እንትኸውን፥ በቲ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ምስ ተሳተፍቲን መዳርግቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቕዓት ዘይብሎም ገናሕቲ ፍቓድ መግንሒ ከይረኽቡ ዝገብር ኣሰራርሓ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክትግበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምኽናያት ስእነት ዓቕሚ ዝፍጠር ሓደጋ ትራፊክ ክንኪ ኢዩ ዝተብሃለሉ ስርዓት መቆፃፀሪ ብቕዓት ገናሕቲ ክዝርጋሕ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ዝዝርጋሕ ስርዓት፥ ዝኾነ ይኹን ዓቕሚ ምግናሕ መኪና ዘይብሉ ውልቀ ሰብ ፍቓድ መግንሒ(መንጃ ፍቓድ)…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሚኒስትር ጥዕና ብሪታኒያ ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፈን Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ብሪታኒያ ናዲን ዶሪስ ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተለኸፋ ተረጋጊፁ። እተን ሚኒስትር ብዝተገበረለን ሕክምናዊ ምርመራ በቲ ቫይረስ ከምዝተትሓዛ ዝተገለፀ እንትኸውን፥ ኣብዚ ሐዚ እዋን ንብሕተን ኣብ መንበሪ ቤተን ንክዕቆባ ከምዝተገበረ…