Fana: At a Speed of Life!

ምስረታ ሓዱሽ መንግስቲን ተስፋታት ኢትዮጵያን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ እዋናት ዝተፈላለዩ ፖለቲካዊን ማሕበራዊን ቅልውላዋት እናተቐበለት ኣብዚ በፂሓ እያ፤ እንተኾነ ግን እዚ ዓመት ካብ ካልኦት ዝተፈለየን ናይ ተስፋን ዓመት እዩ። 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ 42 ፓርቲታት ፖለቲካ፣ 10 ሺሕን 438…

ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀጥታ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ ወንበር ንኽህልዋ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀጥታ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ ወንበር ንኽህልዋ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣብ ኒውዮርክ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 81 ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት መንግስታት መደረ ዘስምዑ ኣንቶኒዮ…

ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ፤ ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍልስፍና መደመር ሃገር በቆል ዓቕሚ ብምውዳብ፣ ዝሓለፉ ዓወታት ብምቕፃልን ስሕተታት ብምእራምን ዝተማለአን ዘላቒን ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ንምምፃእ ዝዓለመ እዩ። ኣብዚ ኣረኣእያ እዚ ንስግግር ኢኮኖሚ ሓንቲ ሃገር ቁልፊ ካብ ዝኾኑ ዓውዲታት ሓደ ኣፍረይቲ…

ስነ ስርዓት ምስረታ ሓዱሽ መንግስቲ 25 መስከረም ክካየድ እዩ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)25 መስከረም 2019 ዓ.ም ስነ ስርዓት ምስረታ ሓዱሽ መንግስቲን ስነ ስርዓት መኽፈቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ክካየድ እዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ታገሰ ጫፎ። ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ብዛዕባ እቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ 7ይ…

ዕቤት መፍረያይነት ሕርሻ ኣብ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀረባ ዓመታት ዓውዲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ኣብ ዝናብ ጥራሕ ዝነበሮ ፅግዕተኝነት ብምንካይን ፍርያት ዝራእቲ ውሽጢ ሃገር ብምዕባይን ልዑል መዋቕራዊ ለውጥታት ኣካይዱ እዩ። ብመንግስቲ መደመር ዝተዘርግሑ ዓበይቲ፣ ማእኸለዎትን ኣናእሽተይን መሰረተ…

ሓድሽ ምዕራፍ ቱሪዝም ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ልምዓት ቱሪዝም ኢትዮጵያ ኣብ ማዕቐፍ ህንፀት መሰረተ ልምዓት፣ ልምዓት ኮሪደርን ኮንፈረንስ ቱሪዝምን ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ በፂሑ ይርከብ። ብመመሓየሺ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ሸርፊ ወፃኢ ንምዕባይ ትኹረት ካብ ዝተውሃቦም ዘፈራት ሓደ ዓውዲ ቱሪዝም…

ዓወት ልምዓት ኢትዮጵያ ስርናይ ብዓይንና ርኢና ኣረጋጊፅና – ኣፍሪካውያን ክኢላታት እቲ ዓውዲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፍሪካውያን ተመራመርቲን ክኢላታት እቲ ዓውዲን ዓወት ልምዓት ስርናይ ኢትዮጵያ ብዓይንና ርኢና ኣረጋጊፅና ኢሎም። ኣብ ኣፍሪካ ዘላቒ ትራንስፎርሜሽን ስርናይ ምቅልጣፍ፣ ቴክኖሎጂታት ምስፋሕን ብሄራዊ ስርዓታት ዝራእቲ ንምጥንኻርን ዘድሀበ ዓለም…

ሓደራ ህዝቢ ዝሓለወ መንግስቲ መደመር

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ መደመር ፅባሕ 6ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ብህዝቢ ተቐባልነት ዝረኸቡ ውፅኢታውያን ስራሕቲ ልምዓትን ኢኮኖሚን ኣካይዱ። ህዝቢ ነዞም ውፅኢታት ልምዓት ከም ዝተቐበሎም ካብ ዘረጋገፀሉ መንገድታት ሓደ፤…

ሚኬል ኣርቴታ ምስ ኣርሰናል ውዕሉ ንምሕዳስ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሰልጣኒ ጋንታ ሰሜን ለንደን ኣርሰናል ሚኬል ኣርቴታ ምስታ ሻምፒዮን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዝተመሓየሸ ሓዱሽ ውዕሊ ንምፍርራም ተሰማዕሚዑ። ስፔናዊ ኣሰልጣኒ ኣርቴታ ምስ ኣርሰናል ዘለዎ ኩንትራት ኣብዚ ዘበነ ውድድር ዘብቅዕ ዝነበረ እንትኸው፤…

ኣሜሪካ ብመጥቃዕቲ ኢራን ንዝተጎድኡ መሰረተ ልምዓት ሓይሊ ዳግማይ ንምህናፅ ዝውዕል 5 ቢልዮን ዶላር ፈንድ ኣቕሪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሜሪካ ንኣባል ሃገራት ሰላጤ ንብረት ንዝኾኑን ብመጥቃዕቲ ኢራን ጉድኣት ዝበፅሖምን መሰረተ ልምዓት ሓይሊ ዳግማይ ንምህናፅ ዝውዕል 5 ቢልዮን ዶላር ፈንድ ዕላዊ ገይራ። ምምሕዳር ዶናልድ ትራምፕ ዕላዊ ዝገበሮ ፈንድ ዳግመ ህንፀት፤ ሃገራት ሰላጤ…