ኣብ ዞባ ሰሜን ሽዋ ከተማ መሃል ሜዳ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ቡምባ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ሽዋ ከተማ መሃል ሜዳ ብሓደ ውልቀ ሰብ ብዝተሸንደወ ቡምባ ህይወት 3 ሰባት ምሕላፉ ፖሊስ ኣፍሊጡ።
ፀሓፊ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እታ ምምሕዳር ከተማ ዋና ኢንስፔክተር ጥላሁን ደበበ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ሓደጋ…