ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ኣብ ዘሳልጦ ጉባኤ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ከመሓላልፍ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ፅባሕ ኣብ ዘሳልጦ ሓምሻይ ዘበን መበል 13 ስሩዕ ጉባኤኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ከመሓላልፍ ኢዩ። እቲ ባይቶ ኣብ ዘካይዶ ጉባኤ፥ ተወሳኺ በጀት ዓመተ 2012 መንግስቲ ፌዴራልን ረቂቕ ኣዋጅ ምምሕያሽ ኣሸፋፍና ወፃኢን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ዓፋር ዘሰልጠኖም ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ዓፋር ዘሰልጠኖም ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ኣመሪቑ። እቶም ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ፥ ንኣርባዕተ ኣዋርሕ ብምስልጣን ከምዘመረቖም ተገሊፁ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ጀኔራል እንዳሻው ጣሰው ተረኺቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓድነት ህዝቢ ንኽሽርሸር ኣብ ልዕሊ ዝገብሩ ፓርቲታት ፖለቲካን መራኸብቲ ሓፋሽን ስጉምቲ ክውሰድ̕ዩ – መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2020 0 ኣዲስ አበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ባህሊ ሓቢርካ ምንባርን ሓድነትን ህዝቢ ንኽሽርሸር ኣብ ልዕሊ ዝገብሩ ፓርቲታት ፖለቲካን መራኸብቲ ሓፋሽን ስጉምቲ ከምዝወስድ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን ንፋና ብሮድካስቲንግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንተምሳሌት ሰላም ዓበይቲ ዓዲ ጋሞ ዝዝክር ሲምፖዚየም ባህሊ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንተምሳሌት ሰላም ዓበይቲ ዓዲ ጋሞ ዝዝክር ሲምፖዚየም ባህሊ ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ሲምፖዚየም፥ “ተምሳሌት ሰላም ዓበይቲ ዓዲ ጋሞ ንህንፀት ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ሚሊኒየም እናተሳለጠ ዝርከብ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኻዊ ጉጅለ ልኡኽ መሻርኽቲ ትምህርቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2020 0 አዲስ አበባ፣ የካቲት 30፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓለም ለኻዊ ጉጅለ ልኡኽ መሻርኽቲ ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዛካይዱ እንትኾኑ፥ ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያን ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ምስ ኣመራርሓታት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ተዛትዮም Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓታት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ተዛትዮም። ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናዊ ኩነታት ሃገር ዘድሃበ ዘተ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ሰራዊት ምክልኻል እናተሰርሑ ዝርከቡ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ኣብደላ ሃምዶክ ካብ ፈተነ መቕተልቲ ተሪፎም Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ኣብደላ ሃምዶክ ካብ ዝተገበረሎም ፈተነ መቕተልቲ ምትራፎም ተገሊፁ። ኣብ ከተማ ካርቱም ነቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዝዓጀባ ተሸከርከርቲ መጥቃዕቲ ከምዝተፈፀመ ቴሌቪዥን ጣቢያ መንግስቲ እታ ሃገር ፀብፂቡ። እቲ ቴሌቪዥን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተጋሩ ነበርቲ ዓፋር ወረዳ ኢሬብቲ ማልት ንእተሳልጦም ስራሕቲ ልምዓት ዝኸውን ሓገዝ ገንዘብ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር ወረዳ ኢሬብቲ ዝነብሩ ተጋሩ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንእተሳልጦም ስራሕቲ ልምዓት ዝኸውን ሓገዝ ገንዘብ ገይሮም። እቶም 16 ሺሕን 909 ብር ዘወፈዩ መዓልታዊ ሰራሕተኛታት፣ ነጋዶ፣ ሰራሕተኛታት ኣብያተ ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዘኽእሉ ስራሕቲ ይስርሑ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዘኽእል ስራሕቲ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ብሄራዊ ኮሚቴ ምቁፅፃርን ምክልኻልን ቫይረስ ኮሮና ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸብሉ ሎሚ መዓልቲ ስራሕቱ ገምጊሙ። እቲ ቫይረስ ናብ ኢትዮጵያ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ግብፂ ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፉ ክትትል ሕክምና ክግበረሉ ዝፀንሐ ውልቀ ሰብ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግብፂ ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፉ ክትትል ሕክምና ክግበረሉ ዝፀንሐ ጀርመናዊ በፃሒ ዓዲ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ስለዝኾነ ኣብ ኣፍሪካ ብሰንኪ እቲ ሕማም ዘጋጠመ ፈላማይ ሞት ኮይኑ ተመዝጊቡ'ሎ። እቲ ወዲ 60 ዓመት ጀርመናዊ፥ ቅድሚ ሓደ…