ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ዝገብርኡ ድርድር ትማሊ እውን ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ዝገብርኡ ድርድር ትማሊ እውን ተሳሊጡ። ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ፌዴሪኢ እቲ ዝተሳለጠ ድርድር ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ሰለስቲአን ሃገራት ኣብ ክሊ ኣመላልኣ ግድብ ህዳሰን ዓመታዊ ፍፃመ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሱዳን ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ልዕሊ 7 ሺሕ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሱዳን ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝተለኽፉ ሰባት ኣስታት 7 ሺሕን 435 ከምዝበፅሐ ሚኒስቴር ጥዕና እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣብታ ሃገር ብምኽኒያት ኮቪድ-19 ዝሞቱ ሰባት ቁፅሮም 468 ከምዝበፅሐ እውን ተገሊፁ። በቲ ቫይረስ ካብ ዝተለኸፉ እቶም 2…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ኣባላት ሓለዋ ሪፐብሊካን ጋርድ ብምዃን ፈልሲ ተኺሎም Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላት ሓለዋ ሪፐብሊካን ጋርድ ብምዃን ፈልሲ ተኺሎም። እቶም ኣባላት ሓለዋ ሪፐብሊካን ጋርድ ካብ ምሕላው ሃገር ጎድና ጎድኒ ኣብ ሓለዋ ከባቢ እውን ብፂሒቶም ከምዝዋፅኡ ኣፍሊጦም። ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዩኒቨርሲታት ኣርሲን ወላይታ ሰዶን መዓልቲ ወለንታታትን ሓምለዋይ ዓሸራን ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲታት ኣርሲን ወላይታ ሰዶን መዓልቲ ወለንታታትን ሓምለዋይ ዓሸራን ተሳሊጡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ፣ ልገሳ ደም፣ ምክፋል ማእዲን ተኻይዱ። ሚኒስትር ዲኤታ ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ፕሮፌሰር አፈወርቅ ካሱ ንፋና…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ትግራይ 31 ተወሰኽቲ ሰባት ቫይረሰ ኮረና ከም ዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ስዓታት ውሽጢ 316 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ተገይሩሎም 31 ሰባት ቫይረሰ ኮረና ከም ዝተረኸቦም ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ዶክተር ሓጎስ ጎዲፋይ ገሊፆም። እቶም ቫይረስ ኮሮና ዝተረኸቦም ሰባት ክልተ ደቂ ኣንስትዮን…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 176 ሰባት እንትርከቡ 3 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሽሕን 636 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 176 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሰለስተ ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ። በቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ረቂቕ ስትራቴጂ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ኣብ ለስተ ረቂቕ ሕጊታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ፥ ምስ ኮርቢቲ ዝግበር ስምምዕነት ዕድጊት ሓይሊ፣ ረቂቕ ሕጊ ስትራቴጂ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽንን ካልኣይ ረቂቕ ሕጊ ንግዲ…
ኮሮናቫይረስ ብብርኪ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 8 ሚሊየን ዛይዱ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብብርኪ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም 8 ሚሊየን እንትበፅሕ ኣርባዕተ ሚሊየን ዝኾኑ ድማ ካፍቲ ሕማም ድሒኖም ተባሂሉ። ኣብ መላእ ዓለም በዝሒ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት 8 ሚሊየን 13 ሺሕን 893 ዝበፅሕ እንትኸውን፥ ካብዚኣቶም ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ጂቡቲ ዝነበሮም ዑደት ዛዚሞም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌደዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ልኡኾምን ኣብ ርክብ ሶማሊያን ሶማሊ ላንድን ኣድሂቡ ዝተኻየደ መድረኽ ዘተ ዝነበሮም ተሳትፎ ዛዚሞም ተመሊሶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ትማሊ ኣብቲ ዘተ ንምስታፍ ናብ ጂቡቲ ኣምሪሖም ነይሮም። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስታፍ ኣባላት 4ይ ክፍለጦር ንፅጉማት ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ስታፍ ኣባላት 4ይ ሜካናይዝድ ክፍለ ጦር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ መቐለ ክፍለ ከተማ ኲሓን ወረዳ እንደርታን ንዝርከቡ ፅጉማት ክፋላት ማሕበረሰብ ልዕሊ ብር 218 ሺሕ ወፃኢ ብምግባር ዝተፈላለዩ ሓገዛት ኣበርኪቶም። እቶም ኣባላት ሰራዊት፥ ብምኽንያት…