ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ብምኽንያት ሕክምና ዘቕረቡዎ ናይ ዋሕስ ሕቶ ቤት ፍርዲ ውድቂ ገይሩዎ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ብምኽንያት ሕክምና ዘቕረቡዎ ናይ ዋሕስ ሕቶ ቤት ፍርዲ ውድቂ እንትገብሮ መርማሪ ፖሊስ ንመወዳእታ እዋን ምርመርኡ ዛዚሙ ንኽቐርብ ተወሳኺ ሸውዓተ መዓልቲ ፈቒዱሉ። ኣብ ቤት ፍርዲ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ወረዳ ቢሾፍቱ ንካልኣይ ግዘ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት አቲ ክልልን ሃገርን ኣድሂቡ ይዝቲ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት አቲ ክልልን ሃገርን ኣድሂቦም ኣብ ከተማ ባህርዳር ይዛተዩ ኣለዉ። ንኽልተ መዓልቲ ዝፀንሕ እቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ከይዲ ለውጢ ዝተመዝገቡ ውፅታትን ዘጋጠሙ ማሕለኻታትን ብምፍላይ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማዊት እመቤት ቻይና ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምቁፅፃር ዝሕግዙ ኣቑሑት ንኢትዮጵያ ሓገዝ ገይረን Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ቻይና ፒንግ ሊዋን ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምቁፅፃር ዝሕግዙ ኣቑሑት ንኢትዮጵያ ሓገዝ ገይረን። እተን ቀዳማዊት እመቤት እቶም ኣቑሑት መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ሓገዝ ከምዝገበራ ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኢትዮጵያ ኣብ ዘውፀኦ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፀግና ኦሮሚያ ከካይዶ ዝቐነየ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምምሕልላፍ ዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓርቲ ብልፀግና ኦሮሚያ ንኽልተ መዓልቲታ ኣብ እዋናዊ ክልላዊ ኩነታት ከካይዶ ዝቐነየ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምምሕልላፍ ዛዚሙ። እቲ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ኦሮሚያ ዘሳለጡዎ ኣኼባ ኣብ ሓፈሻዊ ከይዲ ለውጢ ዝነበሩ ጥንኩራትን…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሮም ካብ 400 ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 9 ሺሕን 35 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 565 ሰባት እንትርከቡ 17 ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሓለፈ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 19 ሰባት ቫይረስኮሮና ተረኺብዎም Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 367 ሰባት ብዘተገበረ ምርመራ ላባራቶሪ 19 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ካብቶም ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት እቶም ኣርባዕተ ወገናት ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ክልል ደቡብ ሽመት 150 ዳያኑ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ክልል ደቡብ ኣብ 5ይ ዙር 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 11 ስሩዕ ጉባኤኡ ሽመት 150 ዳያኑ ኣፅዲቑ። ንሰለስተ መዓልቲ ከካይድ ፀኒሑ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝዛዘሞ ጉባኤ እቲ ባይቶ፥ ካብ ሽመት ዳያኑ ብተወሳኺ ክልተ ኣዋጃት እውን መርሚሩ ኣፅዲቑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጎንፂታት ኣቐዲምካ ንምክልኻል ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ኣሰራርሓ ኣብ ተግባር ውዒሉ – ሚኒስቴር ሰላም Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ጎንፂታት ከይፍጠሩ ኣቐዲምካ ንምክልኻል ዘኽእል ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ኣሰራርሓ ኣብ ተግባር ከምዘውዓለ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኣዩ ዘለዉ ጎንፂታት ኣቐዲምካ ንምክልኻል ዘኽእል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሃረሪ 35 ዘይሕጋዊ ሸጓጉጢ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ 35 ዘይሕጋዊ ሸጓጉጢ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ ርህክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኮማንደር ጣሰው ቻለው፥ ኣብቲ ክልል ወረዳ ሶፊ ሓይሊታት ፀፅታ ብዝገበሩዎ ዝተዋደደ ስራሕ 35 ሸጓጉጢን 2…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተበግሶ ሰናይ ስራሕቲን ተግባራት ምጥንኻርን ምስፍሕፋሕን ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተበግሶ ሰናይ ተግባራትን ምጥንኻርን ምስፍሕፋሕን ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚነሲትር ኣብ ማሕበዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ መደርበዪ ጓሓፋት ዝነበሩ ከባቢታት ብሰናይ ተበግሶ ናብ ምቹው…