ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓደጋ ውሑጅ ዝተጎድኡ ዜጋታት ንምድጋፍ ህፁፅን ዘላቒን ተግባራት ብምፍላይ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሓደጋ ውሑጅ ዝተጎድኡ ዜጋታት ንምድጋፍ ዘኽእል ህፁፅን ዘላቒን ተግባራት ብምፍላይ ይስራሕ ምህላዉ ተገሊፁ። ኣብ ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ሓደጋ ውሑጅ ብዝምልከት ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚልን ሚኒስትር ማይ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 31 ትካላት ዝተፈላለዩ ክፍተታት ድሕንነት ሳይበር ከምዝፈለየ ኤጀንሲ ድሕንነት መርበብ ሓበሬታ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤጀንሲ ድሕንነት መርበብ ሓበሬታ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ብዝገበሮ ኦዲት ድሕንነት ሳይበር ኣብ 31 ትካላት ተቓላዕነት ጥቕዓት ሳይበር ከምዝፈለየን ክእረሙ ከምዝገበረን ገሊፁ። ሓላፊ ኦዲት ድሕንነት ሳይበርን ኢቫሉዌሽን ዲቪዥንን እቲ ኤጀንሲ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ተወሰኽቲ 485 ሰባት እንትርከቡ 9 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 9 ሺሕን 256 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 485 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 64 ሺሕን 786…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣሜሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ትወልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ዘለውዎ ብምዃን ታሴራ ትውልዲ ኢትዮጵያ ምሕዳስን ምቕባልን ዝኽእልሉ ስርዓት ተግባራዊ ምዃን… Gebremariam Weldegerima Sep 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ትወልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ዘለውዎ ብምዃን ታሴራ(Origin ID) ትውልዲ ኢትዮጵያ ምሕዳስን ምቕባልን ዝኽእልሉ ስርዓት ተግባራዊ ምዃን ጀሚሩ። እቲ ሰርዓት ኤጄንሲ ኢሚግሬሽን ዜግነትን ወሳኒ ኩነትን፣ ኤምባሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 440 ኢትዮጵያውያን ካብ ጂዳ ናብ ሃገሮም ከምዝምለሱ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)1 ሺሕን 440 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ፣ ጂዳ ናብ ሃገሮም ኣብ ወርሒ መስከረም 2013 ዓ.ም ከምዝምለሱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ጄኔራል ጉዳያት ቆንስላ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ መስፍን ገብረማርያም፥ እቶም ዜጋታት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት የሺሃይድ ሱጋ ንሺንዞ ኣቤ ብምትካእ መራሒ ገዛኢ ውድብ ጃፓን ብምዃን ተመሪፆም Gebremariam Weldegerima Sep 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ገዛኢ ውድብ ጃፓን ሎሚ ንጎሆ ኣብ ዝገበሮ መረፃ የሺሃይድ ሱጋንሺንዞ ኣቤ ብምትካእ መራሒ ገዛኢ ውድብ ጃፓን ንክኾኑ ሓሪዩዎም። እቶም ኣቦ መንበር እቲ ውድብ ብምዃን ዝተመዘዙ ቀዳማይ ሚኒስትር ናይታ ሃገር ናይ ምዃን ተኽእልኦም ልዑል ኢዩ ተባሂሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ስርዓት ምዝማን ኣተሓሕዛ መረዳእታ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Sep 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መርሃ ግብሪ ስርዓት ምዝማን ኣተሓሕዛ መረዳእታ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ መርሃ ግብሪ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 23 መስከረም 2013 ዓ.ም ከምዝፀንሕ ዝተገለፀ እንትኸውን፥ ስነስርዓት መጀመሪ እቲ መርሃ ግብሪ ልዕሊ 500…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ዘጋጠመ ዕስለ ኣንበጣ ንምጥፋእ ዘኽእል ነፀጋ ኬሚካል ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ልዕሊ 700 ሄክታር መሬት ዞባ ደቡብ ትግራይ ዘጋጠመ ዕስለ ኣንበጣ ንምጥፋእ ዘኽእል ነፀጋ ኬሚካል ይካየድ ምህላዉ ቢሮ ሕርሻ ልምዓት ገፀርን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣፍሊጡ። በዓል ሞያ ኣዝርእቲ እቲ ቢሮ ኣይተ ዘነበ ክብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ነባር በዓል 10፣ 50ን 100ን ኖታት ብር ዝትክኡ ሓደሽቲ ዓይነታት ገንዘብ ዕላዊ ገይራ Gebremariam Weldegerima Sep 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ነባር በዓል 10፣ 50ን 100ን ኖት ገንዘብ ሙሉእ ብሙሉእ ብምቕያር መተዓዳደጊ ዝኸውን ሓዱሽ ዓይነት ገንዘብ ምጥቃም ከምእትጅምር ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብብርኪ ዓለም ትማሊ ዝለዓለ መጠን መልከፍቲ ቫይረስኮሮና ከምዝተመዝገበ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ትማሊ ዝለዓለ ሓዲሽ መልከፍቲ ቫይረስኮሮና ከም ዝተመዝገበ ገሊፁ። እቲ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ዝተመዝገበ ብዝሒ መልከፍቲ 307 ሺሕን 930 እንትኸውን፥ ቅድሚ ሐዚ ኣብ ሓደ መዓልቲ ክንድ'ዚ ቁፅሪ ተመዝጊቡ ኣይፈልጥን ተባሂሉ።…