ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልላት ዓፋርን ኦሮሚያን ኣብ ተፋሰስ ኣዋሽ ዝርከቡ ከባቢታት ሓደጋ ውሕጅ ኣጋጢሙ Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልላት ዓፋርን ኦሮሚያን ኣብ ተፋሰስ ኣዋሽ ዝርከቡ ከባቢታት ሓደጋ ውሕጅ ከምዘጋጠመ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ተፋሰስ ኣዋሽ ኣፍሊጡ። ኣብ ክልላት ዓፋርን ኦሮሚያን ኣብ ቀረባ እዋናት ብዘጋጠሙ ሓደጋ ውሕጅ ብዙሓት ዜጋታት ካብ መረበቶም ምፍንቓሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ኣይተ ደጀኔ ጣፋ፣ ኣይተ መስተዋርድ ተማምን በዓል ሞያ ኮምፒዩተር ኣይተ ጃዋር መሓመድን ክሲ ተመስሪቱ Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ልዕሊ ነባር ኣመራርሓ ኦፌኮ ኣይተ ደጀኔ ጣፋ፣ ኣይተ መስተዋርድ ተማምን በዓል ሞያ ኮምፒዩተር ኢንጂነሪንግ ኣይተ ጃዋር መሓመድን ኣይተ ሚሻ ኣደምን ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ክሲ ተመስሪቱ። እቲ ክሲ ኣብ ክልተ ዝተኸፈለ ኮይኑ፥ ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቫይረስ ኮሮና ንዝተጎድኡ ተዋሳእቲ ዓውዲ ቱሪዝም ንምሕጋዝ ዓውደ ምርኢት ስእሊ ኦንላይን ክሳለጥ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብኮቪድ-19 ዝተጎድኡ ተዋሳእቲ ዓውዲ ቱሪዝም ንምሕጋዝ ዝዓለመ ዓውደ ምርኢት ስእሊ ኦንላይን ተግባራዊ ከምዝገብር ማሕበር ሆቴልን ማርኬቲንግን ኢትጵያ ገሊፁ። ብምግባር ልዕሊ ብር 70 ሚሊየን ንምእካብ ከምዝተተለመ ተገሊፁ እቲ ማሕበር ብኢትዮጵያ…
ቢዝነስ ካብ ወፃኢ ንግዲ 400 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ንምርካብ ከምዝተለመ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ካብ ወፃኢ ንግዲ 400 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ንምርካብ ከምዝተለመ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። እቲ ኮርፖሬሽን ኣብቲ በዘት ዓመት ን45 ሺሕ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ከም ዝሰርሕ እውን…
ቴክኖሎጂ ፌስቡክን ትዊተርን ሩሲያ ኣብ መረፃን ካልኦት ጉዳያትን ትገብሮ ኢድ ኣእታውነት ዝተፈጠሩ ኢዮም ንዝበሉዎም ገፃት ዓፂዮም Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፌስቡክን ትዊተርን ሩሲያ ኣብ መረፃን ካልኦት ጉዳያትን ትገብሮ ኢድ ኣእታውነት ዝተፈጠሩ ኢዮም ንዝበሉዎም ገፃት ከምዝዓፀዉ ኣፍሊጦም። እቲ ስጉምቲ ንመንግስቲ ሩሲያ ቅርቢ ዝኾነን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2016 ኣብ ኣሜሪካ ዝተሳለጠ መረፃ ኢዱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተወሰኽቲ 74 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 8ይ ዙር ካብ ሊባኖስ ናብ ኢትዮጲያ ንምምላስ እናጸፀበዩ ዝነበሩ 74 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ኣቲዮም። ናይ ትራንስፖርት ወፃኢኦም ባዕሎም ብምሽፋን ናብ ሃገሮም ንምምላስ ተመዝጊቦም እናተፀበዩ ዝነበሩ ዜጋታት ኢዮም ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍልፍል ሓይሊ ኤሌክትሪክ በለስ ተንሳፋፊ ሳዕሪን ሕፅረት ቀረብ መለዋወጢ ኣቑሑትን ስግኣት ከምዝኾኑዎ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ በለስ ተንሳፋፊ ሳዕሪን ሕፅረት ቀረብ መለዋወጢ ኣቑሑትን ስርሑ እናተኣጎሉዎ ከምዝኾነ ሓላፊ እቲ ጣቢያ ኣይተ ፍቓዱ ደምሴ ገሊፆም። ናብ መቐበሊ ማይ እቲ ጣቢያ ዝመፅ ተንሳፋፊ ሳዕሪ ንስራሕቲ ኦፕሬሽን እቲ መፈልፈሊ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 173 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ እንትኾኑ 19 ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 18 ሺሕን 160 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 173 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝቕፅሉ ሰሙናት ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ልዑል መጠን ዘለዎ ዝናብ ክዘንብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ሰሙናት ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ልዑል መጠን ዘለዎ ዝናብ ትፅቢት ከምዝግበር ማእኸል ምርምር ለውጢ ኣየር ምብራቕ ኣፍሪካ ኣፍሊጡ። ብፍላይ ኣብ መብዛሕተኦም ከባቢታት ሰሜን ምዕራብ ኢትዮጵያን ሰሜን ምዕራብ ደቡብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክተሪክ ዛዋሽ 3 ንግዚኡ ኣገልግሎት ምሃብ ኣቋሪፁ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክተሪክ ዛዋሽ 3 ንግዚኡ ኣገልግሎት ምሃብ ከምዘቋረፀ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ መካየዲ ስራሕ መፈልፈሊ ጣቢያታት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ክልተን ሰለስተን ኣይተ ዲሳሳ ገልሜሳ፥ ኣብቲ ጣቢያ…