Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2021

ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተከዘ ምስ ብሄራዊ ቋት ሓይሊ ተራኺቡ – ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተከዘ ምስ ብሄራዊ ቋት (ግሪድ) ሓይሊ ናይ ምርኻብ ስራሕ ብዕዉት ኩነታት ከምዝተሰርሐ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ጣቢያ ምስ ብሄራዊ ቋት ሓይሊ (ግሪድ) ዝራኸበሉ መስመር ብምቁራፁ ንኣዋርሕ ሓይሊ…

ኣሜሪካ እትገብሮ ሰብዓዊ ደገፍ አጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ-ኣምባሳደር ጊታ ፓሲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣሜሪካ እትገብሮ ሰብዓዊ ደገፍ አጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ክብላ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፓሲ ገሊፀን። ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፓሲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ተዛቲየን።…

ኣልጀሪያን ደቡብ ሱዳንን ምስ ኢትዮጵያ ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ባህጊ ከምዘለወን ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣልጀሪያን ደቡብ ሱዳንን ምስ ኢትዮጵያ ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ባህጊ ከምዘለወን ገሊፀን። ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፥ ምስ ኣምባሳደር ኣልጀሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ራቻድ ቢሎንስ ተዛቲዮም። ኣይተ ታገሰ ርክብ ክልቲአን ሃገራት…

ኢንተርናሽናል ዋና ዳይና ባምላክ ተሰማ ኣብ ቶኪዮ ኦሎምፒክ ዝግበሩ ውድድራት ኩዕሶ እግሪ ክመርሕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢንተርናሽናል ዋና ዳይና ባምላክ ተሰማ ኣብ ቶኪዮ ኦሎምፒክ ዝግበሩ ውድድራት ኩዕሶ እግሪ ከምዝመርሕ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ፌዴሬሽን ኢትዮጵያ ብዳኝነት ኩዕሶ እግሪ ቶኪዮ ኦሎምፒክ በቲ ዋና ዳይና ከትውከል ኢያ ኢሉ።…

800 ኩባንያታት ቻይና ኣብ ታኒዛኒያ መዋእለ ንዋዮም ንምፍሳስ ድልዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)800 ኩባንያታት ቻይና ኣብ ታኒዛኒያ መዋእለ ንዋዮም ንምፍሳስ ድልዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም። ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ንግዲ ቻይና ምስ ፕሬዚዳንት ታኒዛኒያ ሳሚያ ሱሉሁ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ ኢዩ ነዚ ዝገለፁ ተባሂሉ። መነገስቲ…

ኢትዮጵያ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ዘለዉ ዘይምርድዳኣትን ምጉታት ዘተን ብዝምልከት ኣኼባ ንኽካየድ ሓሳብ ኣቕሪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ዘለዉ ዘይምርድዳኣትን ምጉታት ዘተን ብዝምልከት ኣኼባ ንኽካየድ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ሓሳብ ኣቕሪባ። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ኣብደላ…

ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን እቶት መተኣኻኸቢ ምልዕዓል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን እቶት መተኣኻኸቢ ምልዕዓል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ። እቲ እቶት መተኣኻኸቢ ምንቅስቓስ፥ “ግድብና መግለፂ ሓድነትናን ሉእላውነትናን” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ እንትኸውን፥ ኣብ 11 ክፍለ ከተማታት ካብ ሎሚ መዓልቲ…

295 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)295 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ትማሊ ተመሊሶም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ። ተወካሊ…

ኣብዚ ሰሙን ሱዳን 61 ኢትዮጵያውያን ወታደራት ሒዛ ሰዲዳ ብዝብል ዝናፈስ ወረ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ኢዩ – ኣምባሳደር ዲና

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብዚ ሰሙን ሱዳን 61 ኢትዮጵያውያን ወታደራት ሒዛ ሰዲዳ ብዝብል ዝናፈስ ወረ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ከምዝኾነ ኣምባሳደር ዲና ገሊፆም። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ፥ ኣብ ዋናዋና ሃገራዊ ጉዳያት ዘድሃበ ሰሙናዊ መግለፂ…

ጋንታ ኩዕሾ እግሪ መከላከያ ናብ ፕሪሜርሊግ ምምላሳ ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ መከላከያ ናብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ምምላሳ ኣረጋጊፃ። ኣብ ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ ምድብ “ሀ” እናተወዳደረት ትርከብ ጋንታ መከላከያ፥ ኣብ ዘበነ 2014 ዓ.ም ሪሜርሊግ ተሳትፎኣ ዘረጋገፀትሉ ውፅኢት ኣመዝጊባ፡፡…