Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2021

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሪፎርም እናገበረ ከምዝኾነ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሕገ-መንግስታዊ ልኡኽቱኡ ንምውፃእ ትካላዊ ሪፎርም እናገበረ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ትካላዊ ሪፎርም ኣድሂቡ ምስ መዳርግቲ ኣካላት እናተዛተየ ይርከብ፡፡ ሃገራዊ ሓድነትን ዘላቒ ሰላምን ምህናፅ፣ ውፅኢታዊ…

ፀገም ጥዕና ከስዕቡ ዝኽእሉ ኣፋውስ ብዘይሕጋዊ መገዲ ይከፋፈሉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልዑልፀገም ጥዕና ከስዕቡ ዝኽእሉ ኣፋውስ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተኸፋፈሉ ምዃኖም በዓል መዚ ምቁፅፃር ኣፋውስን ምግቢን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ወይዘሪት ሄራን ገርባ፥ ሕብረተሰብ ካብ ወፃኢ ዝመፅኡ ፍርያታት ኣፋውስ ፅሬቶም…

ወ/ሮ ፅዮን ተኽሉ ምስ ጉጅለ ልኡኽ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ወ/ሮ ፅዮን ተኽሉ ምስ ጉጅለ ልኡኽ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ተዛቲየን። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ብኣባል ሊቀጳጳስ ቅዱስ ሲኖዶስ ሰሜን ካሊፎርኒያ ኔቫዳና ኣሪዞና ሀገረ ስብከት ብፁእ…

ኤጀንሲ ኣቕራቢ ኣፋውስ ኢትዮጵያ ልዕሊ ብር 134 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣፋውስን ናውቲ ሕክምናን ኣብ ክልል ትግራይ የከፋፍል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤጀንሲ ኣቕራቢ ኣፋውስ ኢትዮጵያ ጨንፈር መቐለ ልዕሊ ብር 134 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣፋውስን ናውቲ ሕክምናን ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከባ ትካላት ጥዕና እናከፋፈለ ምዃኑ ኣፍሊጡ። መካየዲ ስራሕ እቲ ጨንፈርኣይተ ኣለማየሁ ገብረማርያም…

ንኽረምታዊ ሕርሻ ዝውዕል 9 ነጥቢ 4 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ውሽጢ ሃገር ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንኽረምታዊ ሕርሻ ዝውዕል 9 ነጥቢ 4 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ውሽጢ ሃገር ከምዝኣተወ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ፍርያታውነት ዘፈር ሕርሻ ንምሕጋዝ ብር 4 ነጥቢ 5 ቢሊየን ከምዝመደበ ተገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ ወይዘሮ…

ምዝገባ መረፅቲ ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ዝቕፅሉ 15 መዓልቲታት ብኢንተርኔት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ዝቕፅሉ 15 መዓልቲታት ብኢንተርኔት ምዝገባ መረፃ ከካይዱ ከምዝኽእሉ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቶም ተምሃሮ ክሳብ 26 ሚያዝያ ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ መርበብ ሓበሬታን ማሕበራዊ ሚዲያ እቲ ቦርድ…

ኤምባሲ እስራኤል ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ምስ ፋና ክሰርሕ ኢዩ – ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣይተ ኣለልኝ አድማሱ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ዑደት ገይሮም። እቶም ኣምባሳደር ኣብቲ ትካል ተዘዋዊሮም ዑደት ዝገበሩ እንትኾኑ፥ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሲ ዳምጠው ገለፃ…

ኣብ ክልል ዓፋር ደንጉዩ ዝተጀመረ ምዝገባ መረፅቲ ኣብ ልዕሊ 1 ሺሕን 432 ጣቢያታት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ደንጉዩ ዝተጀመረ ምዝገባ መረፅቲ ኣብ ልዕሊ 1 ሺሕን 432 ጣቢያታት ምዝገባ እናተኻየደ ከምዝኾነ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ዓፋር ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ጣሃ ዓሊ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብቲ ክልል…

መራኸቢ ሓፋሽ ኢንተርኔት ኣብ ውሽጢ ማዕቐፍ ሕጊን ስርዓትን ኮይኖም ኣብ ዝግዝኡሉ ረቂቕ መምርሒ ዘድሃበ ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መራኸቢ ሓፋሽ ኢንተርኔት ኣብ ውሽጢ ማዕቐፍ ሕጊን ስርዓትን ኮይኖም ኣብ ዝግዝኡሉ ረቂቕ መምርሒ ዘድሃበ ልዝብ ኣብ ሞንጎ በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮጵያ፣ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊን መዳርግቲ ኣካላትን ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ረቂቕ መምርሒ…

ፕሬዚዳንት እድሪስ ዴቢ ብዝበፅሖም መጥቃዕቲ ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቻድ እድሪስ ዴቢ ኣብ እዋን ኲናት ብዝበፅሖም መጥቃዕቲ ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ሕልፈት እቶም ፕሬዚዳናት ዝተሰምዐ ምስ ዓመፅቲ እታ ሃገር ኣብ ዝነበረ ውግእ ብዝተፈነወሎም መጥቃዕቲ ድሕሪ ምቑሳሎም ኢዩ፡፡ ኣብ ሃገረ ቻድ…