ቴክኖሎጂ ቅፅዓት ትራፊክ ብሞባይል ንምኽፋል ዝሕግዝ መተግበሪ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ማኔጅመንት ትራፊክ ኣዲስ ኣበባ ቅፅዓት ትራፊክ ብሞባይል ንምኽፋል ዝሕግዝ መተግበሪ ዕላዊ ገይሩ። እቲ መተግበሪ ኣወሃህባ ግልጋሎት ዝተሳለጠ ብምግባር ኣሽከርከርቲ ካብ ምንግልታዕ ዘድሕን ከምዝኾነ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ኢንጂነር ጅሬኛ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኮሚሽነር ምምሕዳር እዋን ቅልውላው ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያትወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኮሚሽነር ምምሕዳር እዋን ቅልውላው ሕብረት ኣውሮፓ ያኔዝ ናርሲክ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልል ትግራይ እናተገበረ ብዛዕባ ዝርከብ ሓገዝ ሰብኣዊ ሓገዝ ምልዓሎም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ቻድ ኢድሪስ ዴቢ ኣብታ ሃገር ዝተኻየደ መረፃ ተዓዊቶም Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቻድ ብምዃን ንነዊሕ እዋን ኣብ መዝነት ዝፀንሑ ኢድሪስ ዴቢ ኣብታ ሃገር ኣብ ዝተኻየደ መረፃ ተዓዊቶም። እዚ ድማ ንሻድሻይ ግዘ ብምዕዋት እታ ሃገር ንምምራሕ ዘኽእሎም ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ክሳብ ሕዚ ዘሎ ግዚያዊ ውፅኢት እቲ መረፃ 80…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ክልል ሲዳማ መበል ሓምሻይ ካልኣይ ዙር ስሩዕ ጉባኤ የሳልጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ክልል ሲዳማ መበል ሓምሻይ ካልኣይ ዙር ስሩዕ ጉባኤ ኣብ ከተማ ሲዳማ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ ኢዩ። አፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ኣይተ ሰለሞን ላሌ፥ ህዝቢ ሲዳማ ሕቶ ፖለቲካ ምላሽ ብምርካብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቀ/ሚ ቦሪስ ጆንሰን ናብ ህንዲ ንምጉዓዝ ዝሃቀንዎ ዑደት ሰሪዞም Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2021 0 አዲስ አበባ፣ 12 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዓባይ ብሪታኒያ ቦሪስ ጆንሰን ናብ ህንዲ ክገብሩዎ ዝሓሰቡዎ ዑደት ከምዝሰረዙ ተገሊፁ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ክገብሩዎ ሓሲቦም ዝነበሩ ጉዕዞ ብምኽንያት ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮቪድ-19 ኢዮም እቲ ዑደት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ከተማ ኣጣዬ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ድጋፍ ንምብፃሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ሽዋ ብዕጡቓት ሓይሊ ብዝበፅሐ ጥቕዓት ካብ ከተማ ኣጣዬ ንዝተመዛበሉ ኣስታት 15 ሽሕ ዝበፅሑ ዜጋታት ድጋፍ ንምብፃሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ዋና ኣማሓዳሪ ሰሜን ሽዋ ኣይተ ታደሰ ገብረፃዲቕ ንጋዜጣ ኣዲስ ዘመን ገሊፆም። ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎ…
ስፓርት ክልተ ጋንታታት ቮሊቦል ኣብ ሻምፒዮና ጋንታታት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ቱኒዚያ ኣምሪሐን Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታታት ቮሊቦል ኣልኮልን ወላይታ ሶዶ ዩንቨርስቲን ኣብ ሻምፒዮና ጋንታታት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ቱኒዚያ ከምዘምረሓ ኮሚሽን ስፖርት ኣፍሊጡ። እተን ጋንታታት ብደቂ ኣኒስቲዮ እንትሳተፋ ንፈለማ እዋን ኢዩ ተባሂሉ። ሻምፒዮና ውድድር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ፣ ግብፅን ሱዳንን ናብ ሰለስቲኣዊ ድርድር ህዳሴ ንክምለሳን ብሕብረት ኣፍሪካ ዝግበር ከይዲ ንክጠናኸርን ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Apr 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ፣ ግብፅን ሱዳንን ናብ ሰለስቲኣዊ ድርድር ህዳሴ ንክምለሳን ብሕብረት ኣፍሪካ ዝግበር ከይዲ ንክጠናኸርን ፃውዒት ቀሪቡ። ሚኒስትርን ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ደመቀ መኮንን ድርድር ህዳሴ ግድብ ብኣፍሪካ ሕብረት ኣቢሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ ምርጫ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ኦሮሚያን 28 ተወሰኽቲ ንኡስ ምርጫ ጣቢያታት ከምዝኸፈተ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Apr 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሚያዝያ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብህራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ኦሮሚያን 1500 ሰብ መዝጊቦም መዝገቦም ብምዝዛሙ 28 ተወሰኽቲ ንኡስ ምርጫ ጣቢያታት ከምዝኸፈተ ኣፍሊጡ። እዚ ዝገበረሉ ድማ ብመሰረት ኣዋጅ ምርጫ 1162/2013 ከምዝኾ ሓቢሩ። ብመሰረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 6 ሺሕ ጠያይቲ ክላሽንኮቭ ብጊመል እናጓዓዓዙ ዝተረኸቡ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Apr 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ደቡብ ወሎ ውረዳ ወረባቦ 6 ሺሕን 74 ጠያይቲ ክላሽንኮቭ ብጊመል እናጓዓዓዙ ዝተረኸቡ ክልተ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ወረዳ ወረባቦ ዋና ኢንስፔክተር ሰይድ ዓብዱ…