Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2021

ኢጋድ ማእኸል ሕክምና ካንሰር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ከመርቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢጋድ ማእኸል ምርምር ካንሰር እዚ ቀጣና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ብዕሊ ከመርቕ ኢዩ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ኣፈፃሚ ስራሕ ኢጋድ፣ ኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት፣ ላዕለዎት ሰብ መዚ ኢትዮጵያን መሻርኽቲ ልምዓትን ክሳተፉ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ። እቲ…

ኣብ ውድድር ድምፃውያን ፋና ላምሮት ዮናታን ዳመነ ቀዳማይ ብምውፃእ ብር 200 ሺሕ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ምዕራፍ ውድድር ፋና ላምሮት ሎሚ መዓልቲ እንትካየድ፥ ንተዓወትቲ ብር 500 ሺሕ ተዋሂቡ። ልዕሊ 2 ሺሕ መናእሰይ ኣብ መፃረዪ ውድድር ዝተሳተፉ እንትኾኑ፥ ነቲ መፃረዪ መድረኽ ብፀብለልትነት ዝሓለፉ 12 ድምፃውያን በቢሰሙኑ ብቀጥታ…

ልዕሊ 600 ሺሕ ሓለፍቲን ሰራሕተኛታትን መንግስቲ ሃፍቶም የመዝገቡ ከምዘለዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ገዕዚይናን ፌዴራል ልዕሊ 600 ሺሕ ሓለፍቲን ሰራሕተኛታትን መንግስቲ ሃፍቶም የመዝገቡ ከምዘለዉ ኣፍሊጡ። ምክትል ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣይተ ወዶ ኣጦ፥ እቲ ምዝገባ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ዝተፈፀመ ከምዝኾነ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዓውደ ርእይ ኣርቴፊሻል ኢንተሊጀንስ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ኣብ ዝኾነ ዓውደ ርእይ ኣርቴፊሻል ኢንተሊጀንስ ዑደት ኣካይዶም። እቲ ዓውደ ርእይ ብቕድሚ ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሆቴል ኢንተርኮንቲኔንታል ምኽፋቱ ይዝከር። ኣርቴፊሻል ኢንተሊጀንስ ወዲ ሰብ…

ዘይምርድዳኣት ብዘተ ንምፍታሕ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ውፅኢት ይህቡ ኣለዉ-ወይዘሮ ሙፈሪሃት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዝፍጠሩ ዘይምርድዳኣት ብዘተ ንምፍታሕ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ውፅኢት ይህቡ ኣለዉ ክብላ ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን። እተን ሚኒስትር፥ ትካለን ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ኣብዛ ሃገር ዘላቒ ሰላም ንምምፃእ ኣብ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ 19 ናብ ብራዚል ኣጎዓዒዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 3 ነጥቢ 5 ሚሊየን ክታበት ኮቪድ 19 ናብ ብራዚል ሳኦ ፖሎ ኣጎዓዒዙ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ ተወልደ ገብረማሪያም፥ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ብብርኪ ዓለም ካብ ዘጋጥም ጀሚሩ ዝግበር ናይ ምክልኻል ፃዕሪ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ በዓለ ሹመት ፕሬዚዳንት ኮንጎ ብራዛቪል ዴኒስ ሳሱ ንጉኤሶ ተረኺበን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ በዓለ ሹመት ፕሬዚዳንት ኮንጎ ብራዛቪል ዴኒስ ሳሱ ንጉኤሶ ተረኺበን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ፥ ኣብቲ በዓል ንክርከቡ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ምስ ዝመፅኡ መራሕቲ እውን ተዛቲየን። ዓብዪ ግድብ ህዳሰ…

ሩስያ 10 ዲፕሎማት ኣሜሪካ ካብ ሃገራ ንክወፅኡ ኣዚዛ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ብሓሙስ ዘንበረትላ እገዳ ስዒቡ ሩሲያ 10 ኣመሪካውያን ዲፕሎማት ካብ ሃገራ ነክወፅኡ ኣዚዛ። ብተወሳኺ ሸምንተ ሰብ መዚ ኣሜሪካ ኣብ ፀሊም መዝገብ ከምዘስፈረት ተሓቢሩ። ካብቶም ናብ ሩስያ ከይኣትው ተኣጊዶም ዘለው ሰብ መዚ ኣሜሪካ፥…

ኤጀንሲ ኢንፎርሜሽንን መርበብ ደሕንነትን ብልዕሊ 2 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዘህነፆ ቤት ዕዮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኤጀንሲ ኢንፎርሜሽንን መርበብ ደሕንነትን ብልዕሊ 2 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዘህነፆ ቤት ዕዮ ሎሚ መዓልቲ መሪቖም። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ወሎ ሰፈር ዝተሃነፀ እቲ ቤት ዕዮ፥ በዓል 14ን 17 ደብሪታ ዝሓዙ ሓሙሸተ…

ኣብ ትግራይ 150 ዜጋታት ብጥምየት ሞይቶም ብዝብል ዝውዛዕ ዘሎ ወ ሓሶት ኢዩ ክብል ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ድልውነትን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ 150 ዜጋታት ብጥምየት ሞይቶም ብዝብል ዝውዛዕ ዘሎ ወረ ሓሶት ኢዩ ክብል ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ድልውነትን ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣይተ መትኩ ካሳ ኣብ ትግራይ ዝቐርብ ዘሎ ሰብኣዊ ደገፍ ብዝተጠናኸረ መገዲ…