ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ነቢል ማህዲ ምስ ተቐሳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሪክ ማቻር ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣምባሳደር ነቢል ማህዲ ምስ ተቐሳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሪክ ማቻር ኣብ ክልተኣዊን ከባቢያዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ፅኑዕ መሰረት ዘዝተሃነፀ ከምዝኾነ ዝሓበሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ኣብ ዘፈር ጥዕና ኢትዮጵያ ዝውዕል ሓገዝ 20 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይራ Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማማት ኣሜሪካ ኣብ ዘፈር ጥዕና ኢትዮጵያ ዝውዕል ሓገዝ 20 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ንኮቪድ19 ኣብ ዝግበር ማዕቐፍ ሓገዝን ድሕንነት ኢኮኖሚ እታ ሃገር ንምርግጋፅን ኣብ ዝትግበሩ ፕሮጀክታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጋዜጠኛ ፍፁም ብርሃነን ጋዜጠኛ ታምራት የማነን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋዜጠኛ ትግራይ ሚዲያ ሃውስ ፍፁም ብርሃነን ዋና ኣዳላዊን ተወካሊ ኢትዮጵያን ዓይጋ ፎሮም ጋዜጠኛ ታምራት የማነን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ። ዋና ኣዛዚ 3ይ ሻለቃ ደረጄ ዴቢሳ ከምዝበሉዎ፥ ኣብ ትሕቲ ውዳበ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ሓይሊ ኒኩሌር ስምዕነት መረዳድኢ ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ፌዴሪኢን ኮርፖሬሽን ሓይሊ ኣቶሚክ ሩሲያን ኣብ ሓይሊ ኒኩሌር ስምዕነት መረዳድኢ ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ኣብ ሓይሊ ኒውክሌር ፅቡቕ ግንዛበ ማሕበረሰብ ንምዕባይን ስልጠና ንመሃብን ከምኡ እውን ክእለት ንምድንፋዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ጉጅለ ልኡኽ ፕሬዚዳንት ዚምባብዌ ኤመርሰን ምናንጋግዋ ተቐቢሎም Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብፕሬዚዳንት ዚምባብዌ ኤመርሰን ምናንጋግዋ ዘዝተለኣኸን ብኣምባሳደር ክዋሜ ታፒዋ ሙዛዋዚ ዝምራሕን ጉጅለ ልኡኽ ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም። እቶም ልኡኻት፥ ሕሉፍ ታሪኽ 500 ዓመት ትኽክለኛ ኣፍሪካ ንኽምዝገብ ሕብረት ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ፖለቲካዊን ዓለም ለኻዊን ምግባር ንኹሉ ሰዓራይ ዝገብር ውፅኢት ኣየምፅእን ኣይተ ደመቀ Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ድርድር ግድብ ህዳሰ ፖለቲካዊን ዓለም ለኻዊን ምግባር ዘይኮነስ መንፈስ ምትሕብባር፣ ምርድዳእን ምውሃድን ክኸውን ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ኤምባሲ ኢትዮጵያ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ መላእ ዓለም ብምኽንያት ኮቪድ19 ክይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሪ 3 ሚሊየን በፂሑ Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ብምኽንያት ኮቪድ19 ክይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሪ 3 ሚሊየን በፂሑ። ብብርኪ ዓለም 139 ሚሊየን 710 ሺሕን 707 ሰባት በቲ ቫይረስ እንትተሓዙ፥ ሰለስተ ሚሊየን ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ፡፡ ብኻሊእ መዳይ 118 ሚሊየን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዋሸንግተን ዲሲን ከባቢኣን ቤት ምኽሪ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ተጣይሹ Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዋሸንግተን ዲሲን ከባቢኣን ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ኣብ ዝተረኸባሉ ቤት ምኽሪ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ተጣይሹ። ምጥያሽ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ምህናፅ ምስሊ ሃገር፣ ዝተዛበዐ ሓበሬታ ኣብ ምፍሻልን ካልኦት ምኽባር ብሄራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ (USAID Ethiopia) ሾን ጆንስ ኣብ ስርዓት ሓደጋን ቅድመ መጠቀቕታን ተዛቲየን። እተን ሚኒስትር ከጋጥሙ ዛኽእሉ ተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ፀገማት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ክሊ ምርጫ ምስ ፕሬዚዳንታት ክልላትን ኣመራርሓ ምርጫ ቦርድን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክሊ ምርጫ ምስ ፕሬዚዳንታት ክልላትን ኣመራርሓ ምርጫ ቦርድን ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ፍፃመታት ምርጫን ዕንቅፋታትን ገምጊሞም። ብተወሳኺ ድልውነት ጣቢያታት ምርጫን መረፅቲ ኣብ ዝተረፉ ጊዜታት ንክምዝገቡ…