ተዓዋቲት ጋንታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ብር 1 ሚሊየን ሽልማት ክብርከተላ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተዓዋቲት ጋንታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ተሸላሚት ብር 1 ሚሊየን ከምትኸውን ኩባኒያ ኣክሲዮንቤት ኪንግ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ኩባኒያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሃቦ መግለፂ፥ ኩለን ተሳተፍቲ ክለባት ከከም ደረጀአን ሽልማት ከምዝብርከተለንን ካልአይቲ…