ውድብ ትዕና ዓለም ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ሰብ ሞያታት ሃንደበታዊ ሕክምና ንምስልጣን ዘኽእል ማእኸል መሰልጠኒ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ትዕና ዓለም ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ሰብ ሞያታት ሃንደበታዊ ሕክምና ንምስልጣን ዘኽእል ማእኸል መሰልጠኒ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምኽፋቱ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሆሰፒታል ፊልድ ዝተሃነፀ እቲ ማእኸል መሰልጠኒ፥ ሚኒስትር ጥዕና…