ኣብ ማይካድራ ብዝተፈፀመ ገበን ተሳትፎ ኣለዎም ኣብ ልዕል ዝተብሃሉ ተጠርጠርቲ ዝተጀመረ ከይዲ ምስማዕ ምስክርነት ሎሚ መዓልቲ እውን ቀፂሉ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማይካድራ ብዝተፈፀመ ገበን ተሳትፎ ኣለዎም ኣብ ልዕል ዝተብሃሉ ተጠርጠርቲ ዝተጀመረ ከይዲ ምስማዕ ምስክርነት ሎሚ መዓልቲ እውን ቀፂሉ ኣሎ።
ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣራዳ ምድብ መጋባእያ ዓቃቤ ሕጊ ትማሊ ካብ ዘቕረቦም 11 ምስክራት…