መረፃ ሰላማዊ ኮይኑ ንኽዛዘም ናይ ባዕሎም ግደ ከምዝዋፅኡ ማሕበረሰብ ትካላት ሲቪል ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መረፃ ሰላማዊ ኮይኑ ንኽዛዘም ናይ ባዕሎም ግደ ከምዝዋፅኡ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት እናሰርሑ ዝርከቡ ትካላት ማሕበረሰብ ሲቪል ገሊፆም።
ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣብ ክልላት ደቡብን ሲዳማን ዝርከቡ ኣመራርሓታትን ኣባላትን…