ሲቪክ ማሕበራት መረፃ ሰላማዊ ኮይኑ ንኽዛዘም ናይ ባዕሎም ግደ ክፃወቱ ከምዝግበኦም ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሲቪክ ማሕበራት መረፃ ሰላማዊ ኮይኑ ንኽዛዘም ናይ ባዕሎም ግደ ክፃወቱ ከምዝግባእ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ክልል ሲዳማ ኣይተ ማቶ ማሩ ገሊፆም።
ድሕሪ ለውጢ ካብ ሞንጎ ዝተሰርሑ ብዙሓት ስራሕቲ ሓደ ግደ ሲቪክ ማሕበራት ክብ ንኽብል ንምግባር ከምዝኾነ…