ፌስቡክ መቐመጢኦም ኣብ ግብፂ ብምግባር ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘቕነዐ ሓበሬታ ይፍንዉ ነይሮም ዝበሎም ኣካውንታት ዓፂዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኩባኒያ ፌስቡክ መቐመጢኦም ኣብ ግብፂ ብምግባር ንኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ ሱዳንን ቱርኪን ዘቕነዐ ሓበሬታ ይፍንዉ ነይሮም ዝበሎም 30 ኣካውንታት ምዕፃዉ ኣፍሊጡ።
እቶም ኣካውንታት ልዕሊ 300 ሺሕ ተኸተልቲ ከምዘለዉዎም ኢዩ እቲ ኩባኒያ ገሊፁ…