ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ፀሎትን ምህልላን ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ፀሎትን ምህልላን ተዛዚሙ። እቲ መርሃ ግብሪ ፀሎትን ምህልላን ካብ 8 ክሳብ 4 ሚያዚያ 2013 ዓ.ም እንትካየት ምፅንሑ ይፍለጥ። ስለዝኾነ ትማሊ ምዝዛሙ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዝገባ መረፅቲ ንክልተ ሰሙናት ተናዊሑ Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መዝገባ መረፅቲ ንክልተ ሰሙናት ምንው#ሑ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ክሳብ 14 ሚያዚያ 2013 ዓ.ም 18 ሚልየንን 427 ሺሕን 239 ዜጋታት ከምዝተመዝገቡ ዝገለፀ እቲ ቦርድ፥ እቶም መረፅቲ 41 ሺሕን 659 ጣቢያታት መረፃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ሃገራዊ ህልውና ኣብ ሓደጋ ንምውዳቕ ዝፍትኑ ውሽጣዊን ግዳማውን ፀረ ሰላም ሓይሊታት ብምንም ዓይነት ኩነታት ኣይዕገስን-ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ… Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ሃገራዊ ህልውና ኣብ ሓደጋ ንምውዳቕ ዝፍትኑ ውሽጣዊን ግዳማውን ፀረ ሰላም ሓይሊታት ብምንም ዓይነት ኩነታት ኣይዕገስን ክብል ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ድሕንነትን ፀፅታን ኣፍሊጡ። እቲ ግብረ ሓይሊ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ እዋናዊ ኩነታት፥ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 297 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)297 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ። ተወካሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ንሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ 149 ሚሊየን ዩሮ ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ 2021 ንዘጋጠመ ሰብኣዊ ቅልውላው ድጋፍ ዝኸውን 149 ሚሊየን ዩሮ ከምዝሰለጠ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኣመራርሓ ስራሕ እቲ ሕብረት ጃኔች ሉናርቺች፥ ኣብቲ ቀጣና ለውጢ ከባቢ ኣየር፣ ዕስለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ 314 ኤጀንሲታት ውልቀ መስራሕቲን ሰራሕተኛን ብዘመዝገቡዎ ኣድራሻ ዝተረኸቡ 150 ኤጀንሲታት ጥራሕ ኢዮም – መፅናዕቲ Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መቐመጢኦም ካብ ዝገበሩ 314 ኤጀንሲታት ውልቀ ሰራሕተኛን መስራሕቲን እናተገበረ ዝነበረ መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ መፅናዕቲ ሚኒስትር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬ፣ ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ሰራሕተኛን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ፌዴሪኢ ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣለልኝ ኣድማሱ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ረክብ ከልቲአን ሃገራት ዘድሃበ አንትኸውን፥ ኣምባሳደር ኣለልኝ ንዘበናት ብታሪክ ዝራኸባ ሃገራት ንምግልጋል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውፅኢታዊ ህንፀት ኢንዱስትሪ ኮንስትራክሽን ንምዕባለ ኢትዮጵያ ብዝብል መሪሕ ቃል ሃገር ለኸ ጉባኤ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን “ክነዕውቶ ኢና ውፅኢታዊ ህንፀት ኢንዱስትሪ ኮንስትራክሽን ንምዕባለ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ሃገር ለኸ ጉባኤ የካየድ ኣሎ። ሚኒስትር ኮንስትራክሽንን ልምዓት ከተማን ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ፥ ካብ ፅባሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ጉባኤ ኣፍሪካ ሩሲያ ንምትእንጋድ ዘለዋ ድሌት ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2022 ዝካየድ ካልኣይ ጉባኤ ኣፍሪካ ሩሲያ ንምትእንጋድ ዘለዋ ድሌት ገሊፃ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ብደረጃ ኣምባሳደር ፀሓፊ ምትሕብባር ፎረም ኣፍሪካ ሩሲያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ጁንታ ካብ ሃገር ንምውፃእ ዝገበርዎ ፃዕሪ ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ከምዝፈሸለ ሌ/ጄኔራል ባጫ ደበሌ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ጁንታ ካብ ሃገር ንምውፃእ ዝገበርዎ ፃዕሪ ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ከምዝፈሸለ ዋና ኣተሓባባሪ ስራሕቲ ህንፀት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሌተናል ጄኔራል ባጫ ደበሌ ገሊፆም። ሌተናል ጄኔራል ባጫ ደበሌ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ኣብ…