ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 396 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima May 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጉንት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)396 ኢትዮጵያዊያን ካብ ስዑድ ዓረብ ከተማ ጂዳ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሓሳብ ብነፃነት ናይ ምግላፅን ምኽባር ነፃነት ፕሬስን ዘይናጋዕ ቅዋም ኣለዋ- በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima May 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሓሳብ ብነፃነት ናይ ምግላፅን ምኽባር ነፃነት ፕሬስን ዘይናጋዕ ቅዋም ኣለዋ ክብል በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ሓሳብ ብነፃነት ናይ ምግላፅን ምኽባር ነፃነት ፕሬስን ኣብ ሕገመንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ በዓል መዚ ደረጃታት ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima May 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒሰተር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ በዓል መዚ ደረጃታት ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እቲ በዓል መዚ ሕርሻ ከተማ ኣብ ምምዕባል ኣብቲ ሓዱሽ ቀፅሪ ዝገብሮ ዘሎ ስራሕቲ ተዓዚቦም። በቲ በዓል መዚ ዝተሰናድአ ቀጥታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተነበረ ምኽልካል ቪዛ ግቡእ ዘይኮነ ኢዩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima May 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ጆ ባይደን ኣብ ልዕሊ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘመሓላለፎ ውሳነ ምኽልካል ቪዛ ኣግባብ ከምዘይኮነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ምምሕዳር ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ኣብ ልዕሊ ሓለፍቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ናይጄሪያ ምስ ጥሕሰት ሕጊ ኮቪድ-19 ተተሓሒዙ 90 ተጓዓዝቲ ተተኣላልሽ ኣላ Gebremariam Weldegerima May 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይጄሪያ ሕጊ ኮቪድ-19 ጥሒሶም ዝበለቶም 90 ተጓዓዘዝቲ ተተኣላልሽ ኣላ። እቶም ተጓዓዝቲ ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ብራዚል፣ ህንዲን ቱርኪን ዝመፅኡ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ፡፡ እቶም ተደለይቲ ሰባት ካብ 8 ክሳብ 15 ጉንበት ኣብ ዘለዉ እዋናት ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ ጉባኤ ምርምርን መፅናዕቲን ምስላጥ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል ሻውዓይ ሃገር ለኸ ጉባኤ ምርምርን መፅናዕቲን ኣብ ዩንቨርስቲ መደ ወላቡ ምስላጥ ጀሚሩ። “ኣብ ኢትዮጵያ ምርመር ንዘላቒ ልምዓት” በዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተዳለወ እቲ ጉባኤ፥ 20 ውፅኢታት ምርምር ብምቕራብ ዘተ ክግበረሎም ኢዩ ዝብል ትፅቢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዚይናን መበል 20 ዓመት ምስረታ በዓሉ የኽብር ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዚይናን መበል 20 ዓመት ምስረታ በዓሉ የኽብር ኣሎ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላትን ይሳተፉ ኣለዉ። ግዕዝይና ኣብ ምክልኻል ልዑል ግደ ንዝነበሮም ኣካላት ኣፍልጦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 44 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima May 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)44 ሚሊየንን 737 ሺሕን 757ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። እቶም ናውቲታት ካብ 7 ክሳብ 12 ግንቦት ዝተትሓዙ እንትኾኑ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ተፍቲሽ ኢዮም ተታሒዞም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተሃነፁ ዝርከቡ ፕሮጀክታት ብቕልጡፍ ንምዝዛም ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተሃነፁ ዝርከቡ ፕሮጀክታት ኣብ ዝተትሓዘሎም እዋን ንምዝዛም ፍሉይ ትኹረት ብመሃብ እናተሰርሐ ምዃኑ ቤት ፅሕፈት ሜጋ ፕሮጀክት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። መካየዲ ስራሕ እቲ ቤት ፅሕፈት ኢንጅነር ሽመልስ እሸቱ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓመታዊ ሰሙን ምርምር ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ Gebremariam Weldegerima May 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓመታዊ ሰሙን ምርምር ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ። እቲ መርሃ ግብሪ “ምርመር ንሰላምን ህንፀት ሃገርን” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ እናተሳለጠ ዝርከብ። ስለዝኾነ ድማ ምርምር ኣብ ሰላምን ህንፀት ሃገርን ዝህልዎ ግደ ትኹረት ዝገበሩ ፓነል…