ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ህንዲ ቁፅሪ ብሰንኪ ቫይረስኮሮና ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ካብ 300 ሽሕ ዛይዱ Gebremariam Weldegerima May 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ቁፅሪ ብሰንኪ ቫይረስኮሮና ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ካብ 300 ከምዝዛየደ ተገሊፁ። ካብቲ ዝተገለፀ መጠን ሞት እቲ 100 ሺሕ ሓደ ወርሒ ኣብ ዘይመልእ ጊዜ ከምዘመዝገበቶ ተሓቢሩ። ብተወሳኺ ሆስፒታላት ህንዲ ብብዝሒ ሕሙማት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውዲ ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ኣብ ምምላእ መሰረታዊ ድሌት ዜጋታት ከምዘተኮረ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima May 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ዓውዲ ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ኣብ ምምላእ መሰረታዊ ድሌት ዜጋታት ትኹረት ከምዝገበረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንምድኻምን ሓድነታ ንምንጋዕን ካብ ዝኾነ ይኹን ኣካል ዝህቀን ትንኮሳን ፅዕንቶን ብሓባር ክንምክት ይግባእ-ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ Gebremariam Weldegerima May 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንምድኻምን ሓድነታ ንምንጋዕን ካብ ዝኾነ ይኹን ኣካል ዝህቀን ትንኮሳን ፅዕንቶን ብሓባር ክንምክት ይግባእ ክብሉ ኣምባሳደር ታዬ አጽቀስላሴ ተዛሪቦም። ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ መልእኽተኛ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ፥…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ቻይና ብዘጋጠመ ሓያል ኩነታት ኣየር ኣብ ውድድር ጉያ ዝነበሩ 21 ኣትሌታት ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima May 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ምዕራብ ቻይና እናተኻየደ ዝነበረ ውድድር ጉያ ስግረ-መሮር ብዘጋጠመ ሕማቕ ኩነታት ኣየር ብውሑድ 21 ተወዳደርቲ ህይወቶም ሓሊፉ፡፡ ትማሊ ቀዳም ኣብ ግዝኣት ጋንሱ ኣብ ዝርከብ መስሕብ በፃሕቲ “የለው ሪቨር ስቶን ፎረስት” ይካየድ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዝፈላለዩና ኣናእሽተይ ጉዳያት ንላዕሊ ሓደ ኣብ ዝገብሩና ኣእላፍ ጉዳያት ብሓባር ክንሰርሕ ኢና – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima May 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ንመህነፂ ማእኸል ባህሊ ኣምሓራ ዝኸውን 42 ሺሕን 200 ካሬ ሜትሮ ቦታ ንርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣህምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ኣረኪበን። እቲ ርኽክብ፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓጋዜን ቆላ ዝቐተለ ሰብ 100 ከፍቲ ወይ ድማ ተመጣጣኒ ካሕሳ ንኽኸፍል ኣባ ገዳታት ወሲኖም Gebremariam Weldegerima May 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጉንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባ ገዳታት ኣብ ሓደጋ ህልውና ዝወደቐ ብሄራዊ ፓርክ ኣብጃታ ሻላ ዓጋዜን ቆላ ዝቐተለ ሰብ 100 ከፍቲ ወይ ድማ ተመጣጣኒ ካሕሳ ንኽኸፍል ወሲኖም። እቲ ውሳነ፥ ኣብ ሓደጋ ምጥፋእ ዝርከብ እንስሳ ዘገዳም ዓጋዜን ቆላ ስግኣቱ ከምዝንኪ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ዋሸንግተን ዲሲ ተጣይሹ Gebremariam Weldegerima May 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ዋሸንግተን ዲሲ ተጣይሹ። ኣምባሳደር ፍፁም ኣረጋ ኣብ ኣሜሪካ ምስ ዝርከቡ ካብ ዝተፈላለዩ ትካላት እምነት ዝተውፃእፅኡ ኢትዮጵያውያን ዝተዛተዩ እንትኾኑ፥ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ትግራይ ኣድሂቦም ገለፃ ገይሮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ኮንግረስ ድሮን ዕድምቲ ኮይና ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima May 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ሸንዠን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ 5ይ ዓለም ለኸ ኮንግረስ ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላን (ድሮን) 2021 ዕድምቲ ኮይና ትሳተፍ ኣላ። እቲ 5ይ ዓለም ለኸ ኮንግረስ ድሮን፥ ኢትዮጵያ፣ ስዊዘርላንድን ፓኪስታንን ናይዚ ዓመት ናይ ክብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከም ኣቦታትና እንተተሓባቢርና ዝኾነ ይኹን ኣካል ኣይደፍረናን – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima May 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚነስትር ኣቢይ ኣሕመድ”ከም ኣቦታትና እንተተሓባቢርና ዝኾነ ይኹን ኣካል ኣይደፍረናን” ክብሉ ገሊፆም። ኣብ ፓርድክ ሓድነት እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ህንፀት ማእኸል ባህሊ ኣምሓራ ተረኺቦም መልእኽቲ ዘመሓላለፉ እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ዘተ ኣብ መንጎ ህዝቢ ትግራይን ኣምሓራን ብቐፃልነት ንዝግበሩ ከይዲታት ህንፀት ሰላም በሪ ዝኸፍት ኢዩ – ዶ/ር ኣብርሃም በላይ Gebremariam Weldegerima May 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)<span;>እቲ ዘተ ኣብ መንጎ ህዝቢ ትግራይን ኣምሓራን ብቐፃልነት ንዝግበሩ ከይዲታት ህንፀት ሰላም በሪ ዝኸፍት ኢዩ ክብሉ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር አብርሃም በላይ ገሊፆም። ዶክተር ኣብርሃም፥ ኣብ…