Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2021

ቀ/ሚ ኣቢይ ካብ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ምስ ዝተውፃእፅኡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ምስ ዝተውፃእፅኡ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ኣባላት ማሕበረሰብ ንግዲን ምሁራንን ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ትግራይ ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉ ዜጋታት ንምምላስን እግሪ ንምትካልን ዝዓለመ ናይ…

ቦርድ ምርጫ ኣብ ቀፀልቲ መዓልታት 106 ሺሕን 345 ኣፈፀምቲ መረፃ ብምምልማል ከምዘሰልጥን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣብ ቀፀልቲ መዓልታት 106 ሺሕን 345 ሓደሽቲ ኣፈፀምቲ መረፃ ብምምልማል ከምዘሰልጥን ገሊፁ። ብተወሳኺ ልዑል ክፍተት ኣፈፀምቲ መረፃ ኣብ ዘለውዎም ክልላት ብፍሉይ ኩነታት ንምምላእ ፃዕሪ ከምዝግበር ሓቢሩ።…

ህዝበ ውሳነ ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ተኣማኒን ናፃን ንክኸውን ናይቲ ህዝበ ውሳነ ኣተሓባበርቲ ሓላፊነት ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ህዝበ ውሳነ ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ተኣማኒ፣ ናፃ፣ ዴሞክራሲያዊ፣ ሰላማዊን ብህዝቢ ዝእመንን ንክኸውን ናይቲ ህዝበ ውሳነ ኣተሓባበር ፕሮጀከት ቤት ፅሕፈት ሓላፊነት ኢዩ ተባሂሉ። ነቲ ቤት ፅሕፈት ኣተሓባበርቲን ሰብ ሞያን ኣብ ከተማ…

ፓርትነርሺፕ ፎር ኢትዮጵያ ሓዱሽ ሃገራዊ ፍቓድ ቴሌኮም በዓል መዚ ኮሚኒኬሽን ኢትዮጵያ ንክወሃቦ ተወሲኑ

አዲስ አበባ ፣ ግንቦት 14 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ፓርትነርሺፕ ፎር ኢትዮጵያ ሓዱሽ ሃገራዊ ፍቓድ ቴሌኮም በዓል መዚ ኮሚኒኬሽን ኢትዮጵያ ንክወሃቦ ብሙሉእ ድምፂ ወሲኑ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም፥ “ልዑል ክፍሊት ዋጋ ፍቓድን…

ፋሲል ከነማ ናይ ተዓዋትነት ዋንጭኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሃዋሳ ተረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣14 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ፋሲል ከነማ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ዓመተ 2013 ናይ ተዓዋትነት ዋንጭኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሃዋሳ ተረኪቡ። ኣብ መበል 25 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መስ ሃዋሳ ከነማ ኣብ ዝገበሮ ፃውቲ 1 ን1 ብዝኾነ ውፅኢት…

ኣዛዚ ሰራዊት ናይጄርያ ብምኽኒያት ሓደጋ ነፋሪት ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዛዚ ሰራዊት ናይጄርያ ሌተናል ጀነራል ኢብራሂም ኣታሂሩ ብምኽኒያት ሓደጋ ነፋሪት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ። እታ ነፋሪት ኣብ ሰሜን ምዕራብ ኣብ እትርከብ ግዝኣት ካዱንጋ ብምሕምሻሻ እቶም ጀነራል ምሟቶም ሰብ መዚ እታ ሃገር ኣፍሊጦም።…

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ካብ ሃገር ወፃእ ቀዳማይ መስራቲ ጉባኤ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ካብ ሃገር ወፃእ ቀዳማይ መስራቲ ጉባኤ ኣብ ኣሜሪካ ኣካይዱ። እቲ ጉባኤ፥ ኣብ ህንፀት ሰላም፣ ሓድነትን ምክብባርን ዘለዉ ናይ ሓባር ክብሪታት ኣጠናኺርካ ምስራሕ ኣብ ዘኽእል ኩነታት ዘድሃበ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብልዕሊ 246 ሚሊየን ወፃኢ ብምግባር ዝተሃነፀ ፕሮጀክትታት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ጨርቆስ ብ246 ሚሊየንን 688 ሺሕን 115 ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ተመሪቖም። እቶም ፕሮጀክቲታት ንልዕሊ 3 ሺሕን 292 ሰባት ጊዚያውን ቀዋምን ዕድል ስራሕ ከምዝፈጥሩ ተገሊፁ። ንተረባሕቲ ድማ 279 ሚሊየንን…

ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብሰለስቲአን ሃገራት ብሄራዊ ጉጅለ ተመራመርቲ ብመሰረት ዘውፅኦ ሰሌዳ ግዜ ከምዝካየድ ተገሊፁ

አዲስ አበባ ፣ ግንቦት 14 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኦታዋ ኢምባሲ ፌዴሪኢን ጥምረት ዓብዪ ግድብ ህዳሰን ኣብ ካናዳ ብሓባር ብምዃን ኣብ ዘሰናድእዎ ናይ ዌብናር ኣኼባ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣይተ…

መበል ካልኣይ ዙር ሓበራዊ ፖለቲካዊ ዘተ ኢትዮ-ብራዚል ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል ካልኣይ ዙር ሓበራዊ ፖለቲካዊ ዘተ ኢትዮ-ብራዚል ተሳሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ መኪ ኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴንን መሰተኦም ኣምባሳደር ብራዚል ኬኔት ዲኖሪንጋን ኣብ ዝተሳተፍሉ ዝተኻየደ እቲ መድረኽ ዘተ፥ ከልላዊን…