Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2021

መበል ሳልሳይ ዙር ሓምለዋይ ኣሰር ብዝምልከት ተቐማጥነቶም ኣብ ኢትዮጵያ ንዝኾኑ ኣባላት ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ መብርሂ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሳልሳይ ዙር ሓምለዋይ ኣሰር ብዝምልከት ተቐማጥነቶም ኣብ ኢትዮጵያ ንዝኾኑ ኣባላት ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ መብርሂ ተዋሂቡ። እቲ መብርሂ ብዙሓት ኣባላት ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር  ከምዝተገቀረ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…

ኣብ ትግራይ ዘመናዊ ዱኽዕን ምሩፅ ዘርእን ናብ መላእ ወረዳታት  ምብፃሕ ተጀመሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዘመናዊ ዱኽዕን ምሩፅ ዘርእን ናብ መላእ ወረዳታት  ምብፃሕ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ። እቲ ሎሚ መዓንቲ ናብ መላእ ወረዳታት  ምብፃሕ ዝተጀመረ ዘመናዊ ዱኽዒን ምሩፅ ዘርእን 32 ሽሕ ኩንታል እንትኸውን ፥ ካብ መቐለ ናብ መላእ ወረዳታት…

ኢትዮጵያውያን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ብምቅዋም ኣብ ዘዘለውዎ ብምዃን ድምፆም ዘስምዕሉ መርሃ ግብሪ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ብምቅዋም ኣብ ዘዘለውዎ ብምዃን ድምፆም ዘስምዕሉ መርሃ ግብሪ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ይካየድ ኣሎ። እቲ መርሃ ግብሪ "ኢድኩም ካብ ኢትዮጵያ ኣልዕሉ" ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ። "ብሄራዊ ክብሪ…

ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፀወታ ቤትትኪንግ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ  1 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ። ሰበታ ከተማ ተዓዊታ ዝወፅአትላ ብሕታዊት ሽቶ ቶማስ ምህረቱ ኣብ መበል 81 ደቒቕ ከምዘመዝገባ ሶከር ኢትዮጵያ ፀብፂቡ። ሎሚ…

ትሽዓተ ሲቪል ማሕበራት ውሽጢ ሃገር መረፃ ንኽዕዘቡ ፍቓድ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጉንት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ትሽዓተ ሲቪል ማሕበራት ውሽጢ ሃገር መረፃ ንኽዕዘቡ ፍቓድ ከምዝሃቦም ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ መረፃ ኣብ ኢትዮጵያ “ኣዋጅ መረፃ፣ ምዝገባ ፓርቲታት ፖለቲካን ስነ-ምግባር መረፃን ቁፅሪ 1162/2012” ከምኡ እውን “መምርሒ…

እቲ ሓዱሽ ፖሊሲ ቴክኒክን ሞያን ዝተትሓዙ ትልሚታት ልምዓት ንምዕዋት ዝሕግዝ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እናተሰናድአ ዝርከብ እቲ ሓዱሽ ፖሊሲን ስትራቴጂን ትምህርቲን ስልጠናን ቴክኒክን ሞያን በቢዘፈሩ ዝተትሓዙ ትልሚታት ልምዓት ንምዕዋት ዝሕግዝ ከምዝኾነ መዳርግቲን መሓዙትን ኣካላት እቲ ዓውዲ ገሊፆም። ይህ የተገለጸው ኤጀንሲው በዘርፉ ፖሊሲና…

ሓደሽቲ ኣተውቲ ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ክሳብ 30 ግንቦት ነናብ ዝተመደብሉ ንክኣትዉ ክግበር ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደሽቲ ኣተውቲ ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ክሳብ 30 ግንቦት 2013 ዓ.ም ነናብ ዝተመደብሉ ንክኣትዉ ክግበር ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ። ሎሚ ዘበን ዝተውሃበ መመዘኒ ፈተና ካብ መንጎ ዝሓለፉ ለዕሊ 147 ሺሕ…

ኣመራርሓ ለውጢ ውፅኢታዊ ብዝኾነ ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት ሃገርና ምልማዕ ከምዝኽእል ኣረጋጊፁ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ኣመራርሓ ለውጢ ውፅኢታዊ ብዝኾነ ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት ሃገርና ምልማዕ ከምዝኽእል ኣረጋጊፁ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ኣመራርሓ ለውጢ፥ ሃፍቲ ሃገር ብምምዝማዝ እንትጓተቱ ዝነበሩ ዓበይቲ ብሄራዊ ፕሮጀክትታት ኣቀላጢፎም…

ኤጄንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ምስ ሚኒስቴር  ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ሰነድ መረዳድኢ ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጄንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን መፅናዕቲ ትግበራ ሲቲ-ኔትን ስማርት ሰርቪስ ዴሊቨሪን ንምክያድ ምስ ሚኒስቴር  ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ሰነድ ስምምዕነት መረዳድኢ ተፈራሪሙ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ዶክተር ሹመቴ ግዛው፥ ኤጀንሲ…

ቤት ምኽሪ ዜጋታት ኣሜሪካውያን ኢትዮጵያ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ኮኒኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መሰረቱ ኣብ ኣብ ኣሜሪካ ዝገበረ ቤት ምኽሪ ዜጋታት ኣሜሪካውያን ኢትዮጵያ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ኮኒኑ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ከይዲ መረፃ ኢትዮጵያ ኢዶም ዘእትዉ ወይ ደምፂ ቅድሚ ምውሃቡ ጥርጣረ ንምፍጣር ዝፍትኑ ኩሎም…