Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2021

ውድብ መንግስታት ኣፍሪካ፣ ካሪቢያንን ፓስፊክን ንዶ/ር ኣርከበ ዑቑባይ ድጋፉ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚቴ ኣምባሳደራት ውድብ መንግስታት ኣፍሪካ፣ ካሪቢያንን ፓስፊክን ኣብ ሕብረት ኣፍሪካን ኢትዮጵያን፤ ብሕብረት ኣፍሪካ ሕፁይ ዋና ዳይሬክተር ትካል ኢንዱስትሪ ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኮይኖም ንዝቐረቡ ዶክተር ኣርከበ ዑቑባይ ዘለዎም ድጋፉ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምልባዕ ኮቪድ 19 ንምክልኻል ዝወፅአ መምርሒ ኣብ ዝጠሓሱ ገናሕቲ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምልባዕ ኮቪድ 19 ንምክልኻል ዝወፅአ መምርሒ ኣብ ዝጠሓሱ ለዕሊ 1 ሺሕ ገናሕቲ መካይን ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ቢሮ ትራንስፖርት እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ካብ 2 ክሳብ 10 ግንቦት 2013 ዓ.ም ጥራሕ ሕልፊ ብምስፋር፣ ማስክ ዘይምግባር፣…

ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ምዝገባ ተምሃሮ ተጀሚሩ  

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ምዝገባ ተምሃሮ ከምዝተጀመረ ኣብ ጊዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል መምርሒ ማሕበራዊ ጉዳይ ዞባ ደቡብ ኣፍሊጡ። ኣተሓባባሪ እቲ መምርሒ ኣይተ ኣብርሃ ደሳለው፥ እቲ ምዝገባ ተምሃሮ ኣብ ቀዳማይን ካልኣይን ኣብያተ ትምህርቲ…

ጋንታ ወላይታ ዲቻ ንጋንታ ባህርዳር ከተማ ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፀወታ ቤትትኪንግ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ወላይታ ዲቻ ንጋንታ ባህርዳር ከተማ 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ። ወላይታ ዲቻ ተዓዊታ ዝወፅአትለን ሽቶታት ቸርነት ጉግሳ ኣብ መበል 55ን 76ን ደቓይቕ ከምዘመዝገበን ሶከር ኢትዮጵያ ፀብፂቡ።…

ካብ መፋርቕ ወርሒ ጉንበት ጀሚሩ ኣብ ዝተወሰኑ ከባቢታት ኢትዮጵያ ፅዕንቶ ክረምታዊ ዝናብ ከምዝህሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጉንበት፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ መፋርቕ ወርሒ ጉንበት ጀሚሩ ኣብ ዝተወሰኑ ከባቢታት ኢትዮጵያ ፅዕንቶ ክረምታዊ ዝናብ ከምዝህሉ ብሄራዊ ሚቲዮሮሎጂ ኤጀንሲ ኣፍሊጡ። ዳሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኤጀንሲ ኣይተ ኣሕመዲን ኣብዱል ከሪም ከምዝገለፁዎ፥ ካብ መፋርቕ ወርሒ ጉንበት ጀሚሩ ፅዕንቶ…

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ወረቐት ኣልባ ኣገልግሎት ዲጂታል ተግባራዊ ምግባር ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ወረቐት ኣልባ ኣገልግሎት ዲጂታል ተግባራዊ ምግባር ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ ወረቐት ኣልባ ኣገልግሎት ዲጂታል ንምምሕዳር ዕድጊት ንብረትን ሓይሊ ሰብን  ከምዝሕግዝ ተገሊፁ። ስለዝኾነ እቲ ፕሮጀክት…

9ይ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ጨርቀመርቂን ፋሽን ቴክኖሎጂን ኣብ ዩኒቨርሲቲ ባህርዳር ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ታሽዓይ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ጨርቀመርቂን ፋሽን ቴክኖሎጂን ኣብ ዩኒቨርሲቲ ባህርዳር ይካየድ ኣሎ። ኢንስቲትዩት ቴክስታይልን ፋሽን ቴክኖሎጂን ኣብ ዘዳለዎ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ፥ ብዛዕባ ጡጥ፣ ጨርቀመርቂ፣ ፋሽን ዓለባ ከምኡ እውን ምስ ውፅኢት…

ኣብ ክልል ትግራይ ማእኸለረ ናፃ ፃውኢት ስልኪ ኮቪድ-19 ዳግም ስራሕ ንምጅማር ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ክልል ትግራይ ማእኸለረ ናፃ ፃውኢት ስልኪ ኮቪድ-19 ዳግም ስራሕ ንምጅማር ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ተሓባቢሩ ንምስራሕ ኣብ ስምምዕነት ምብፅሑ ኣፍሊጡ። እቲ ማእኸል ፃውዒት ካብ ሓበሬታታት ቫይረስኮሮና ብተወሳኺ ምስ ዓሶ፣…

እስራኤልን ፍልስጤምን ዝፈፀምዎ ስምምዕ ምቁራፅ ተዅሲ ንገስጋስ ቅኑዕ መገዲ ዘርኢ ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)እስራኤልን ፍልስጤማዊ ዕጡቕ ጉጅለ ሓማስን ንዝበፅሕዎ ስምምዕ ምቁራፅ ተዅሲ ተግባራዊ ከምዝገበሩ ተገሊፁ። እቲ ዓርቢ ወጋሕታ ዝጀመረ ምቁራፅ ተዅሲ ነቲ ንልዕሊ 240 ሰባት ዝቐተለን ን11 መዓልታት ዝቐፀለን ደብዳብ መዛዘሚ ከምዝገበርሉ ኢዩ…

ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ዝተትሓዘሉ እዋን ክፍፀም ኢዩ-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተትሓዘሉ እዋን ክፍፀም ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተዛሪቦም። ኣብ ጎረባብቲ ሃገራትን ዓበይቲ ወሓዝቲ ሩባታትን ዝርከቡ ሚሲዮኖች…