ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር ሊያ ታደሰ ናብ ኣሶሳ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima May 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣሶሳ ኣቲየን። ቀንዲ ዕላማ እተን ሚኒስትር ኣብቲ ክልል ኣብ ዘፈር ጥዕና ዝረአዩ ፀገማት ብምፍላይ ኣገልግሎት ንምምሕያሽ ዘተኮረ ከምዝኾነ ዳይሬክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ንክልተ ኦፕሬተራር ቴሌኮም ፍቓድ ንምሃብ ይስራሕ ብዛዕባ ዘሎ ስራሕቲ ብዝምልከት ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ኣማኻሪ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንክልተ ኦፕሬተራር ቴሌኮም ፍቓድ ንምሃብ ይስራሕ ብዛዕባ ዘሎ ስራሕቲ ብዝምልከት ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ኣማኻሪ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ብፅሒት ኢትዮ ቴሌኮም ብኽፋል ናብ ውልቀ ንምዝዋር መስ ዝተጣየሸ ኣባላት ቤት ምኽሪ…
ስፓርት ኣብ ቸክ ሪፐብሊክ ዝተኻየደ ውድድር ቱር ኮንቲኔንታል ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም Gebremariam Weldegerima May 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ምሽት ኣብ ቸክ ሪፐብሊክ ዝተኻየደ ውድድር ቱር ኮንቲኔንታል ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ኣብቲ ውድድር ብ3 ሺሕ መሰናኽል ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ጌትነት ዋለ ብ8 ደቒቕ 9 ሰከንድ 47 ማይክሮ ሰከንድ ብምእታው ተዓዊታ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ሰላም፣ ምትሕብባር፣ ዴሞክራሲን ህንፀት ሃገርን ኣድሂቦም ክሰርሑ ይግባእ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima May 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣12 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ፥ “መራኸብቲ ሓፋሽ ንሰላም፣ ሓድነትን ህንፀት ሃገርን” ብዝብል ርእሲ ልዝብ የካይድ ኣሎ። በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ፥ “መራኸብቲ ሓፋሽ ንሰላም፣ ሓድነትን ህንፀት ሃገርን” ብዝብል ርእሲ ልዝብ የካይድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ንዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ብዛዕባ ሓምለዋይ ኣሰር ዓመተ 2013 መብርሂ ተዋሂቡዎም Gebremariam Weldegerima May 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣11 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ንዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ብዛዕባ ሓምለዋይ ኣሰር ዓመተ 2013 መብርሂ ተዋሂቡዎም። ኣብቲ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝተውሃበ መብርሂ ብዙሓት ሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ዓዲ ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ።…
ጥዕና ብሕማም ልቢን ፀቕጢ ደምን ዝተትሓዘ ሰብ ብኮቪድ 19 ናይ ምሓዝ ዕድሉ ልዑል ኢዩ-ውድብ ጥዕና ዓለም Gebremariam Weldegerima May 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሕማም ልቢን ፀቕጢ ደምን ዝተትሓዘ ሰብ ብኮቪድ 19 ናይ ምሓዝ ዕድሉ ልዑል ብምዃኑ በቶም ሕማማት ዝተትሓዙ ሰባት ቫይረስ ኮሮና ኣብ ምክልኻል ጥንቃቐ ክገብሩ ከምዝግባእ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ጥዕናን ፖፑሌሽን ሰርቪስስ…
ቢዝነስ እቶት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ልዕሊ 36 ቢሊየን ብር ዝዋግኦም ፍሪያታት ኣሻይጡ Gebremariam Weldegerima May 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) እቶት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ 36 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ዝዋግኦም ፍሪያታት ከምዘሻየጠ ኣፍሊጡ። ካብ መንጎ እቲ ዝተሻየጠ ፍሪያታት፥ ቡና 35 ሚኢታዊ፣ ሰሊጥ 32 ሚኢታዊ፣ ዓይኒ ዓተር 14 ሚኢታዊ ብፅሒት ከምዘለዎም ተሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ባህጊ ግብፂ ፅዕንቶ ኣይብሉን-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ግብፂ Gebremariam Weldegerima May 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ባህጊ ግብፂ ፅዕንቶ ከምዘይህልዎ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ግብፂ ሳሜህ ሹክሪ ገሊፆም። ግብፂ ኣብ ኣብ ግድብ ኣስዋን ዘለዋ ዕቑር ማይ ምትእምማን ከምዝፈጠረላ እቶም ሚኒስትር ተዛሪቦም። ሚኒስትር ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ምርድዳእ ንምፍጣር ሓድነት ኣብ ዘረጋግፁ ክብሪታት ትኹረት ምግባር ይግባእ-ሚኒስቴር ሰላም Gebremariam Weldegerima May 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንባት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ሃገራዊ ምርድዳእ ንምፍጣር ሓድነት ኣብ ዘረጋግፁ ክብሪታት ትኹረት ምግባር ይግባእ ከብላ ሚኒስትር ሰላም ሙፈሪሃት ካሚል ተዛሪበን። “ከይዲ ሽግግር ዴሞክራሲ፣ ብሄራዊ ምርድዳእ፣ ምርጫ 2013 ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሚኒስቴር ሰላም ዘሰናድኦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምዝገባ ካርድ መረፃ ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣናዊሑ Gebremariam Weldegerima May 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምዝገባ ካርድ መረፃ ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣናዊሑ። ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ዝካየድ ምዝገባ መረፅቲ እኳ እንተተዛዘመ ንተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ግዘ ምሃብ ከምዘድሊ እቲ ቦርድ ወሲኑ። ብመሰረት…