Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2021

ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ብብርኪ ዓለም ዘስዓቦ ኢኮኖሚያዊ ፅዕንቶ ንምፅዋር ዝሕግዝ  650 ቢሊየን ዶላር ተሰሊዑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ብብርኪ ዓለም ዘስዓቦ ኢኮኖሚያዊ ፅዕንቶ ንምፅዋር ዝሕግዝ  650 ቢሊየን ዶላር ተሰሊዑ። ብፕሬዚንዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝምራሕን ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ዘካተተን ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ፓርስ ኣብ ዝተሳለጠ…

ግድብ ህዳሰ ኣብ ክራማት ቅድመ ምፍራይ ከምዝጅምር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ክራማት ቅድመ ምፍራይ ከምዝጅምር ተገሊፁ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ዝተፈላለዩ ትካላት ሃይማኖትን ሲቪክ ማሕበራትን ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ ተዛቲዩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ግድብ ህዳሰ ኣብ ክራማት ቅድመ ምፍራይ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 46 ሰባት ጉድኣት ኣካል በፂሑዎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 1:30 ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 46 ሰባት ጉድኣት ኣካል ከምዝበፅሖም ኮሚሽን ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። 61 ሰባት ኣሳፊራ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ባህርዳር እትጓዓዝ ዝነበረት ታታ ዝዓይነታ ኣብቶብስ መስ ኣይስዙ…

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ብቤት ፅሕፈተን ኣቢሉ ኣብ ቤኒሻንጉል ጉምዝ ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ መሪቐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ብቤት ፅሕፈተን ኣቢሉ ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ፣ ዞባ መተከል ጣቢያ ወላምባ ዝተሃነፀ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዋላምባ ብርሃን መሪቐን። እቲ ቤት ትምህርቲ ንምህናፅ 13 ነጥቢ 8 ሚሊየን በር ወፃኢ…

ባንኪ ኣዋሽ ንዝተፈላለዩ ትካላት 17 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

አዲስ አበባ ፣ ግንቦት 11 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኣዋሽ ንዝተፈላለዩ ትካላት 17 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ሓገዝ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ዝገበሮ ደገፍ ማሕበራዊ ሓላፍነቱ ንምውፃእ ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ። ብመሰረት እዚ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኢሊሊ ኢንተርናሽናል ሆቴል ኣብ ዝተዳለወ…

ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃኢ 2 ነጥቢ 8 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11ግንቦት፣ 9፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃኢ 2 ነጥቢ 8 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒ9ስቴር 3 ነጥቢ 9 ሚሊየን ነምርካብ ተሊሙ ከምዝነበረ አውን ገሊፁ። እቲ ዝተረኸበ እቶት ምስ ተመሳሳሊ…

ኢትዮጵያ ንኽብራን ነፃነታን ዘይትደራደር ከምዝኾነት ኩሉ ክግንዘብ ኣለዎ -ቀ/ ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንኽብራን ነፃነታን ፍፁም ዘይትደራደር ከምዝኾነት ኩሉ ክግንዘብ ኣለዎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ  16 ግንቦት 2013 ዓ.ም ኣብ  ፓርክ ሕውነት ዝኽበር መርሃ ግብሪ ሰሙነ ኢትዮጵያ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያን ሰንድ ስምምዕነት ብር 510 ሚሊየን ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ሃገረ ስብከት ኣዲስ ኣበባን ንሕብረተሰብ ተረባሕቲ ዝገብሩ ፕሮጀክታት ተግባራዊ ንምግባር ሰንድ ስምምዕነት ብር 510 ሚሊየን ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ምክልት ከንቲባ ወይዘሮ…

ኣብ 10 ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃ ወርቂ ልዕሊ 553 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 10 ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃ ወርቂ ልዕሊ 553 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስትር መዓድንን ነዳዲን ገሊፁ። ቅድሚ ክልተ ዓመት ኣብ 2013 ዓ.ም ዕዳጋ ወርቂ ኣዚዩ ወሪዱ 29 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ጥራሕ ዝተረኸበ እንትኸውን፥ ኣብዚ…

ሰሙን ኢትዮጵያ ምኽባር ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሙን ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚኒስት ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት ምኽባር ጀሚሩ። እቲ በዓል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝኸፈቱዎ እንትኾኑ፥ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት፣ ሚኒስትራት፣ ከምኡ እውን ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ ተረኺቦም። እቶም…