Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2021

ልዕሊ 69 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 28 ሚያዚያ ክሳብ 6 ግንቦት 2013 ዓ.ም 69 ሚሊየንን 215  ሺሕን 956 ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። እቶም ናውቲ ካብ ውሽጢ ዓዲ ክወፅኡን ናብ ዓዲ ክኣትዉን ዝተትሓዙ እንትኾኑ፥ እቶም ናብ ሃገር ክኣትዉ…

ፋኦ ኣብ ትግራይ ንሓረስቶት ምሩፅ ዘርኢ ምክፍፋልን ንእንስሳት ምኽታብን ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ኣብ ትግራይ ንስድራ ሓረስቶት ናብ ስራሕቲ ሕርሻ ክምለሱ ዘኽእል ህፁፅ ፕሮግራም ዕላዊ ገይሩ። ተወካሊ ፋኦ ኣብ ኢትዮጵያ ፋጡማ ሰይድ፥ እቲ ትካል ሓረስቶትን ሰበኽ ሳግምን ፍርያት ሕርሻ ምፍራይ ንኽጅምሩ ዘኽእል…

ክልል ትግራይ ብዘቕረቦ ድሌት መሰረት ብምግባር ሚኢቲ ሚኢታዊ ዘበናዊ ዱኽዒ ከምዝቐረበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ትግራይ ብዘቕረቦ ድሌት መሰረት ብምግባር ሚኢቲ ሚኢታዊ ዘበናዊ ዱኽዒ ከምዝቐረበ ተገሊፁ። ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ሓረስቶት ፍሉይ ትኹረት ብመሃብ ኣብ እዋን ዘርኢ ድልዩ እታወታት ሕርሻ ብእኹል መጠን እናቐረበ ከምዝርጀብ ሚኒስቴር ሕርሻ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ፕሬዚዳናት ሩዋንዳ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳናት ሩዋንዳ ፖል ካጋሚ ተዛቲየን። ኣብ ጉዳይ ሱዳን ዘድሃበ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ፈረንሳይ ከተማ ፓሪስ ክካየድ ኢዩ። በዚህ ኮንፈረንስ ለመሳተፍ ፓሪስ የሚገኙት መሪዎቹ የጎንዮሽ ውይይት…

ኣብ መንበሪ ሓደ ውልቀ ሰብ ብዝተገበረ ተፍቲሽ 112 ሺሕ ናይ ሓሶት ብር ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ኣምሓራ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግኽምራ ኣብ መንበሪ ሓደ ውልቀ ሰብ ብዝተገበረ ተፍቲሽ 112 ሺሕ ናይ ሓሶት ብር ከምዝተረኸበ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እታ ወረዳ ዋና ኢንስፔክተር ደሳለኝ ኣለሙ ከምዝበልዎ፥ ዘይሕጋዊ ተግባር…

እዚ ምዕራብ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዝህቀኑ ትንኮያታት ንምክልኻል ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ምድላዉ ኣብ ዘጠናኸረሉ ብርኪ ይዝርከብ – ብ/ጄኔራል…

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ግድብ ህዳሴ መሰረት ህላወና ስለዝኾነ ኣብ ልዕሊ እቲ ግድብ ዝፍነዉ ትንኮያታትን መጥቃዕቲታትን ንምክልኻል እዚ ምዕራብ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ምድላዉ ኣብ ዘጠናኸረሉ ብርኪ ከምዝርከብ ምክትል ኣዛዚ እቲ እዚ ብርጋዴር ጄኔራል ኣለማየሁ ወልዴ…

ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ኣብ ወሽመጥ ጋዛ ዝካየድ መጥቃዕቲ ከምዝቕፅ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ኣብ ወሽመጥ ጋዛ ዝካየድ መጥቃዕቲ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅ ኣፍሊጦም። ፍልስጤማውያን ኣብ መስጊድ ኣል ኣቅሳ ኣቲዮም ወሲዶምዎ ዝበሉዎ ስጉምቲ ስዒቡ ዝተጀመረ ጎንፂ፥ ህይት ብዙሓት ሰባት እናሓለፈን ጉድኣት ኣካል…

ቻይና ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ዝካየደድ ድርድር ግድብ ህዳሰ ሰለስቲአን ሃገራት ከምትድግፍ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ብኣደራዳራይነት ሕብረት ኣፍሪካ ዝካየደድ ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ከምትድግፍ ገሊፃ። ምክትል ሓላፊ ልኡኽ ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዢ ቲያን፥ ግድብ ህዳሰ ቀልቢ ማሕበረሰብ ዓለም ዝሰሓበ ከምዝኾነ ገሊፆም። ነኣብነት እውን ኣብ…

ኣቡበከር ናስር ክብረወሰን ኮኾብ መቑፀራይ ሽቶ  ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ሰይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ተፃዋቲ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ኣቡበከር ናስር ክብረወሰን ኮኾብ መቑፀራይ ሽቶ  ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ሰይሩ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ግጥም ጋንታታት ሲዳማ ቡናን ኢትዮጵያ ቡናን፥ ኣቡበከር ናስር ኣብ መበል 9ይ፣ 36ን 90ን ደቒቕ ሽቶ ብምምዝጋብ…

እዋናዊ ሓበሬታ ምዝገባ መረፅቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ሕዚ ብብርኪ ሃገር ልዕሊ 36 ሚሊየን 245 ሺሕ ሰባት ን6ይ ሃገራዊ መረፃ ተመዝጊቦም። ስለዝኾነ ድማ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 1 ሚሊየን 451 ሺሕን 790 ሰባት ዝተመዝገቡ እንትኾኑ፥ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ድማ 177 ሺሕን…