ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርካቶ ዘመናዊ ተርሚናል ኣውቶቡስ ከተማ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima May 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ200 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ መርካቶ ዘመናዊ ተርሚናል ኣውቶቡስ ከተማ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። እቲ ተርሚናል ብሓደ ጊዘ ን20 ኣብቶብሳት ኣገልግሎት ምሃብ ዘኽእል እንትኸውን፥ ናይ ባዕሎም ከልተ መእተውን መውፅእን ዘለዎ ኢዩ። ንኣስታት 35…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ኮንፈረንስ ምርምር ኣብ ዩንቨርስቲ ወላይታ ሶዶ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ታሽዓይ ሃገራዊ ኮንፈረንስ ምርምር ኣብ ዩንቨርስቲ ወላይታ ሶዶ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ “ኣብ ሳይንሳዊ ምርምር ዘላቒ ምዕባለ ምርግጋፅ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ዩንቨርስቲ ዶክተር መስፍን ቢቢሶ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ዝኸውን ክትባት ፀረ ቫይረስ ኮሮና ደገፍ ገይራ Gebremariam Weldegerima May 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቻይና ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ዝኸውን ክትባት ፀረ ቫይረስ ኮሮናን ገንዘብን ደገፍ ገይራ። ኣብ ርኽክብ እቲ ደገፍ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ዶክተር ቀነዓ ያደታ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት መኮንናት ሰራዊት ምክልኻል ከጨሃገር ተረኺቦም።…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ህንዲ ዘጋጠመ ዓሌት ኮቪድ 19 ኣተሓሳሳቢ ብምዃኑ ጥንቃቐ ክግበር ከምዘለዎ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima May 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ህንዲ ዘጋጠመ ዓሌት ኮቪድ 19 ኣተሓሳሳቢ ብምዃኑ ጥንቃቐ ክግበር ከምዘለዎ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ህንዲ ዘጋጠመ ዓሌት ኮቪድ 19 ኣተሓሳሳቢ ከምዝኾነን ዓለም ለኻዊ ስግኣት እናኾነ ከምዝመፅአን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፁእ ወቅዱስ ፓትሪያርክ ኣቡነ ማትያስ ብዝተፈላለዩ ቋንቋታት ዝተተርጎመ ቃለ ኣዋዲ ብዕሊ መሪቖም Gebremariam Weldegerima May 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓትሪያርክ ኦርቶዶክ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ፓትሪያርክ ኣቡነ ማትያስ ብዝተፈላለዩ ቋንቋታት ዝተተርጎ ቃለ ኣዋዲ ብዕሊ መሪቖም። ኦርቶዶክ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ትምረሐሉ ቃለ ኣዋዲ፥ ብመምርሒ መዋደዲ ሰበኻ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዝገባ መረፅቲ ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ 11 ከልላትን ክልተ ምምሕዳራት ከተማን ክሳለጥ ዝፀንሐ ምዝገባ መረፅቲ ሎሚ መዓልቲ ከምዝዛዘም ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኣፍሊጡ። ስለዝኾነ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ድሬዳዋን፣ ክልል ዓፋር፣ ኣማራ፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ሃረሪ ፣ ኦሮሚያ፣ ጋምቤላ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መቐለ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ዘላቒ መፍትሒ ክሳብ ዝወሃብ ቅድሚ ኽረምቲ ዘፅልሉ ግዝያዊ መፅለሊ የስራሕ ኣሎ-ዶ/ር ኣብረሃም በላይ Gebremariam Weldegerima May 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ መቐለ ዝርከቡ ተመዛበልቲ ዘላቒ መፍትሒ ክሳብ ዝወሃብ ቅድሚ ኽረምቲ ዘፅልሉ ግዝያዊ መፅለሊ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ኣብረሃም በላይ ኣፍሊጦም። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ትግራይ ክታበት ኮቪድ-19 ክወሃብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጉንት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ትግራይ ክታበት ኮቪድ-19 ከምዝወሃብ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልለ ኣፍሊጡ። ኮቢድ-19 ንምክልኻል ንኽሕግዝ ኣብ ከተማ መቐለ ዝተጀመረ ክታበት ናብ ኩሎም ከባቢታት ክልል ትግራይ ንምስፋሕ ፃዕሪ እናተገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ካርድ መረፃ ዘይወሰዱ መረፅቲ ዝተረፉ መመዝገቢ መዓልቲታት ንኽጥቀሙ ፀዊዖም Gebremariam Weldegerima May 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ቀ/ሚ ኣቢይ ካርድ መረፃ ዘይወሰዱ መረፅቲ ዝተረፉ መመዝገቢ መዓልቲታት ንኽጥቀሙ ፀዊዖም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፥ ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ድምፂ ንመሃብ ካርድ መረፃ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሓሙሻይ መዓልቱ ኣቑፂሩ ኣብ ዘሎ ጎንፂ እስራኤል ኣብ ጋዛ ትገብሮ ዘላ መጥቃዕቲ ኣጠናኺራ ትቕፅል ኣላ Gebremariam Weldegerima May 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ እየሩሳሌም ዝካየድ ዘሎ ጎንፂ ሓሙሻይ መዓልቲ ኣብ ዘቁፀረሉ እዋን እስራኤል ኣብ ጋዛ ትገብሮ ዘላ መጥቃዕቲ ኣጠናኺራ ትቕፅል ኣላ። መንግስቲ እስራኤል ብኣየር ተሓጊዙ ጋዛ ንምሓዝ ኵናት ይጀምር እምበር ክሳብ ሕዚ ንጋዛ ክቆፃፀር ከምዘይከኣለ…