ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ኣሽጎዳ ኣብ ዝርከብ መገጣጠሚ ትራክተር ዑደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima May 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ኣብ ኣሽጎዳ ዝርከብ መገጣጠሚ ትራክተር ዑደት ኣካይዶም። ስራሕቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ናብ ንቡር ንምምላስ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ማሕረስ ንምክያድ ዘይተሓለለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ቦርድ መረፃ ወፃእ ዕላዊ ካብ ዝግበሩ ቁፅሪ ተመዝገብቲ ተቐባልነት ከምዘይብሎም ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima May 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ካብቲ ትካል ወፃእ ዕላዊ ዝግበሩ ቁፅሪ ተመዝገብቲ ተቐባልነት ዘይብሎም ከምዝኾኑ ኣፍሊጡ። ብዛዕባ ቁፅሪ ተመዝገብቲ ሓበሬታ ዘመሓላልፉ ኣካላት ካብቲ ቦርድ ዝረኽቡዎ ቁፅሪ ጥራሕ ክጥቀሙ ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቡ፡፡ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣርባዕተ ዞባታት ምዕራብ ኦሮሚያ ዕዉት ምዝገባ መረፅቲ እናተኻየደ ከምዝርከብ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ከተማ ነቀምቴ ሓዊሱ ኣብ ኣርባዕተ ዞባታት ምዕራብ ኦሮሚያ ዕዉት ምዝገባ መረፅቲ እናተኻየደ ከምዝርከብ ተገሊፁ፡፡ ምዝገባ መረፅቲ ደንጉዩ ኣብ ዝተጀመረሎም ዞባታት ምዕራብ ኦሮሚያ፤ ምዝገባ ካብ ዝጀመረሉ 29 ሚያዝያ ጀሚሩ ብዙሕ ተመዝጋቢ ካርድ መረፃ…
ስፓርት ፀወታ ፅዋዕ ቻምፒዮንስ ሊግ ናብ ፖርቶ ተዘዋዊሩ Gebremariam Weldegerima May 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሞንጎ ጋንታታት ቼልሲን ማንቼስተር ሲቲን ዝካየድ ናይ ፍፃመ ፀወታ ፅዋዕ ቻምፒዮንስ ሊግ ናብ ፖርቶ ከምዝተዘዋወረ ተገሊፁ። ኣብቲ ፀወታ 12 ሺሕ ዝኾኑ ደገፍቲ ክልቲአን ጋንታታት ከኣትዉ ኢዮም ተባሂሉ፡፡ ነበርቅድም ክብል ኣብ ቱርኪ ከተማ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ህንዲ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ጥራሕ ልዕሊ 8 ሺሕ ሰባት ብምኽንያት ኮቪድ-19 ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima May 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ህንዲ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ጥራሕ ልዕሊ 8 ሺሕ ሰባት ብምኽንያት ኮቪድ-19 ህይወቶም ሓሊፉ። ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ተኸታተልቲ መዓልቲታት ድማ ልዕሊ 40 ሺሕ ሰባት በቲ ቫይረስ ተረኺቡዎም፡፡ እቲ ለበዳ ቫይረስ፥ ኣብ ገፀር ከባቢታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም። ኣብ በዓለ ሲመት ፕሬዚዳንት ዮዌሪ ሙሴቪኒ ዝተረኸባ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ፥ ኣብ ጉዳያት ክልተኣዊ ርክብ ኣድሂበን ምስ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲየን። ምስ ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር አብርሃም በላይ በዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima May 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር አብርሃም በላይ መበል 1 ሺሕን 442 በዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኣብ መልእኽቶም፥ “በዓል ዒድ ኣል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሙዚየም ቢላሉል ሓበሺ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima May 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሙዚየም ቢላሉል ሓበሺ ዑደት ገይሮም። እቲ ሙዚየም ታሪኽን ሓድጊታትን እስላም ዘፋልጥ ኢዩ። ኣብ ውሽጢ እቲ ሙዚየም ድማ እስልምና ናብ ኢትዮጵያ ካብ ዝኣቱ ኣትሒዙ ዘለዉ ታሪኻት ተዋዲዶም ተቐሚጦም ይርከቡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 3ይ ማእኸል መመገቢ ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 3ይ ማእኸል መመገቢ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ኣጀሚሩ። ኣብተቲ መጀመሪ መርሃ-ግብሪ፥ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ተወከልቲ ኣመራርሓታት ኢንቨስትመንት ግሩፕ ሚድሮክን ባንኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐሉም ኣመሓላሊፈን Gebremariam Weldegerima May 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐሉም ኣመሓላሊፈን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ትዊተር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፥ “መላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንመበል 1ሺሕን 442 በዓል…