Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2021

ፖሊስ ፌዴራል ንመበል 19 ዙር ዘሰልጠኖም 6 ሺሕን 431 ኣባላት ፖሊስ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ማእኸል ወታደራዊ መሰልጠኒ ጦላይ ንመበል 19 ዙር ዘሰልጠኖም 6 ሺሕን 431 ኣባላት ፖሊስ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል፣ ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ…

ኤጀንሲ ደረጃታት ኢትዮጵያ ዘህነፆ ዘበናዊ ማእኸል መሰልጠኒ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ደረጃታት ኢትዮጵያ ዘህነፆ ዘበናዊ ማእኸል መሰልጠኒ ተመሪቑ። እቲ ማእኸል ብምኽትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ ንኣገልግሎት ድሉው ኮይኑ ኣሎ። ኣብ 1 ሺሕን 80 ሜትር ስኩየር…

ካብ ቁፅፅር ወፃኢ ዝኾነ ሮኬት ቻይና ኣብ ውቅያኖስ ህንዲ ወዲቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ካብ ቁፅፅር ወፃኢ ዝኾነ ሮኬት ቻይና ኣብ ውቅያኖስ ህንዲ ከምዝወደቐ ኢንስትቲዩት ስፔስ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስትቲዩቱ  ኣብዲሳ ይልማ ንኢቲቪ ከምዝበልዎ፥ ሎንግ ማርች 5ቢ ሮኬት ዝተወሰነ ክፋሉ ኣብ…

ስብርባር ሮኬት ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ እንተወዲቑ እንታይ ዓይነት ስጉምቲ ክውሰድ ኣለዎ?

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ቁፅፅር ወፃእ ዝኾነ ስብርባር ሮኬት ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ እንተወዲቑ እንታይ ዓይነት ስጉምቲ ክውሰድ ኣለዎ? እቲ 5 ቢ ዝተብሃለ ሮኬት ካብ ቁፅፅር ወፃእ ካብ ዝኾነላ 21 ሚያዚያ ጀሚሩ ናብ መሬት ንምውዳቕ ኣብ ኣየር ይዛውን ከምዘሎ…

ኣብ ከይዲ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ተሳትፎ ሰራሕተኛታት ወሳኒ ኢዩ ክብል ኮንፌዴሬሽን ማሕበር ሰራሕተኛታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከይዲ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ተሳትፎ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዝተዋፈሩ ሰራሕተኛታት ወሳኒ ኢዩ ክብል ኮንፌዴሬሽን ማሕበር ሰራሕተኛታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት እቲ ኮንፌዴሬሽን ኣይተ ካሳሁን ፎሎ ንግዜኢ ከምዝበልዎ፥ እቲ ኮንፌዴሬሽን…

ኣብ ሱዳን ዝነበሩ 38 ኢትዮጵያውያን ናብ ዓዶም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ንብዙሕ ዓማውቲ ዝነበሩ 138 ኢትዮጵያውያን ናብ ዓዶም ከምዝተመለሱ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ፌዴሪኢ ኣብ ሱዳን፣ ገዳሪፍ ኣፍሊጡ። እቶም ስደተኛታት ካብ 15 ክሳብ 30 ዓመት ኣብታ ሃገር ዝተቐመጡ ከምዝኾኑ ተገሉፁ። ኣብ ኣሜሪካ ምስ…

ንኹሉ ዜጋ እትምቹ ሃገር ንሃንፅ ኣለና – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣስታት 9 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ፖርክ ኢንዱስትሪ ዝተዋደደ ግብርና ቡልቡላ ተመሪቑ። እቲ ፓርክ ኢንዳስትሪ መሪቖም ዝኸፈቱ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ፥ ንኹሉ ዜጋ እትምቹ ሃገር ንሃንፅ ኣለና ኢሎም። ንሕና በዕቱብ…

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ ምርጫ ዝዕዘቡ ሰብ ሞያ ንምልኣኽ ባህጊ ከምዘለዎ ኣፍሊጡ- ኣምባሳደር ዲና

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ቅድመ ሐዚ ተዓዘብቲ ናይ ምልኣኽ ትልሙ ከምዝሰረዘ ዝገለፀ እንትኸውን፥ ሐዚ ድማ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ሃገራዊ ምርጫ ዝዕዘቡ ሰብ ሞያ ንምልኣኽ ባህጊ ከምዘለዎ ምፍላጡ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ…

54 ዜጋታት ካብ ቤይሩትን ሊባኖስን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)54 ዜጋታት ካብ ቤይሩትን ሊባኖስን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ…

ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ 1 ሺሕን 398 ተምሃርኡ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ 1 ሺሕን 398 ተምሃርኡ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። እቶም ተምሃሮ ብቐዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ኢዮም ተመሪቖም። እቲ ዩንቨርስቲ ዘመረቖም ተምሃሮ ብስሩዕ መርሃግብሪ ዓውዲታት ማሕበራዊ ሳይንስ፣ ቢዝነስን ኢኮኖሚክስን፣ ቴክኖሎጂን…