Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2021

ጋንታ ፋሲል ከነማ ተዓዋቲት ፅዋዕ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ 2013 ዓ.ም ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 22 ሰሙን ፀወታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኢትዮጵያ ቡናን ወላይታ ዲቻን ተራኺበን ማዕረ ተፈላሊየን። በ22ኛ ሳምንት የኢትዮጵያ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቡና እና ወላይታ ዲቻ 0 ለ 0 በሆነ አቻ ውጤት ተለያይተዋል።…

ስርዓተ ቀብሪ ነበር ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ  ኣበረ ኣዳሙ ተፈፂሙ 

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰርዓተ ቀብሪ ነበር ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ  ኣበረ ኣዳሙ ኣብ ባህር ዳር ፈለገ ገነት ቅዱስ ጊዮርጊስ ካቴድራል ቤተክርስቲያን ተፈፂሙ። ኣብቲ ሰርዓተ ቀብሪ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራል፣ ክልል፣ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ኣባላት…

ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ዲፒ ወርልድን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ዲፒ ወርልድን ብሓባር ንምስራሕ ኽእሎም ሰነድ መረዳድኢ ተፈራሪሞም። ብመሰረት እቲ ስምምዕነት፥ ዲፒ ወርልድ ዝተብሃለ ኩባንያ ኣብ ውሽጢ ግዝኣት ኢትዮጵያ ኮሪደር በረራ ንምልማዕ ኢንቨስትመንት 1 ቢሊየን ዶላር ክፍፅም ኢዩ…

ጀኔራል ብርሃኑ ጁላ ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ጀኔራል ብርሃኑ ጁላ ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም። ኣብ ናይ ሓባር ጉዳይ ክልቲአን ሃገራት ዝተዛተዩ እንትኾኑ፥ ርከብ ከልቲአን ሃገራት ኣጠናኺሮም ከምዝቕፅሉን ኣብ ዓለም ለኻዊ…

ኣብ ክልል ትግራይ ክሳብ ሕዚ ብር 3 ነጥቢ 7 ቢሊየን ወፃኢ ብምግባር ሓገዝ ህፁፅ እዋን ቀሪቡ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ክሳብ ሕዚ ብር 3 ነጥቢ 7 ቢሊየን ወፃኢ ብምግባር ሓገዝ ህፁፅ እዋን ከምዝቐረበ ተገሊፁ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣይተ ምትኩ ካሳ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ካብ ዝደልዩ 4 ነጥቢ 5 ዜጋታት…

ኣብ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኣዳማ ከተማን ድሬዳዋን ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 22 ሰሙን ቤት ኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኣዳማ ከተማን ድሬዳዋን ከተማን 0 ን 0 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን። ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዘካየደኦ ፀወታ ብዘይ ሽቶ ክፋላለያ ክኢለን፡፡…

ኣብ ወርሒ ጉንበት መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ. ቢ.ሲ ) ኣብ ወርሒ ጉንበት መሸጢ ዋጋ ፍርያት ነዳዲ ከይሓወሰ ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ፥ ካብ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ኣውሮፕላን ወፃእ መሸጢ ችርቻሮ ፍሪያት ካልኦት ዓይነታት ነዳዲ…

ሙዚየም ወታደራዊ ሓለዋ ሓድጊ ኣብ ወለዶ ስምዒት ፍቕሪ ሃገር ንምስራፅ ዓቕሚ ከምዝለዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሙዚየም ወታደራዊ ሓለዋ ሓድጊ ኣብ ወለዶ ስምዒት ፍቕሪ ሃገር ንምስራፅ ዓቕሚ ከምዝለዎ ተገሊፁ። ሙዚየም ወታደራዊ ሓለዋ ሓድጊ ኣብ ኢትዮጵያ ዝህልዎ ረብሓ፣ ማሕለኻታትን ፅቡቕ ኣጋጣሚታትን ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ዓውደ መፅናዕቲ ይሳለጥ ኣሎ።…

ኣብ ህንዲ ዝተወለዐ ዓሌት ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኬንያ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ዝተወለዐ ዓሌት ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኬንያ ኣብ ሓሙሽተ ሰባት ከምዝተረኸቦም ተሓቢሩ። ሚኒስትር ጥዕና ኬንያ ከምዝገለፆ፥ እቲ ቫይረስ ካብ ህዝቢ ብዝተወሰደ ጥማዕ ደም ኢዩ ተረኺቡ፡፡ እቲ ምርመራ ናብ ህንዲ ዝግበር በረራ ቅድሚ ምእጋዱ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ንፕሬዚዳንት ኒጀር ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ መብርሂ ሂበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ንፕሬዚዳንት ኒጀር ሞሃመድ ባዞም ኣብ ክሊ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ በምድሃብ መብርሂ ሂበን። እተን ፕሬዚዳንት መበርሂ ዝሃባሉ ምኽኒያት፥ ኒጀር ተለዋጢት ኣባል ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምዃና…