ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘተ ከንቲባታትን ዘፈር ውልቀን ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28በ ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ ዘተ ከንቲባታትን ዘፈር ውልቀን ይሳለጥ ኣሎ። ከንቲባታትን ዘፈር ውልቀን ኣብ ሓደ ዘተኣኻኸበ ሃገር ለኸ ኣኼባ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ሚኒስትር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ፥ እቲ ኣኼባ ብዕሊ ኣጀሚረንኦ፡፡ “ግደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ረቂቕ ፖሊሲን ስትራቴጂን ድሕንነት ሃገራዊ ኢንተርኔት ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ረቂቕ ፖሊሲን ስትራቴጂን ድሕንነት ሃገራዊ ኢንተርኔት ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ረቂቕ ፖሊሲን ስትራቴጂን ኤጀንሲ ኢንፎርሜሽንን መረብ ድሕንነትን ዘሰናድኦ እንትኸውን፥ ዓለም ኣብዚ እዋን ዝበፅሐቶ ብርኪ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ዝምጥን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ “ህወሓት”ን “ሸኔ”ን ብፈጠርቲ ራዕዲ ንኽስየሙ ዝቐረበሉ ውሳነ ሓሳብ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima May 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ “ህወሓት”ን “ሸኔ”ን ብፈጠርቲ ራዕዲ ንኽስየሙ ዝቐረበሉ ውሳነ ሓሳብ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ። ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት “ህወሓት”ን “ሸኔ”ንፈጠርቲ ራዕዲ ተባሂሎም ንኽስየሙ ኣብ ዘቕረቦ ውሳነ ሓሳብ፥ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር ሙሉ ነጋ ሚኒስትር ዲኤታ ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ብምዃን ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima May 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዶ/ር ሙሉ ነጋ ሚኒስትር ዲኤታ ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ብምዃን ተሾይሞም። ዶክተር ሙሉ ነጋ ካብ 28 ሚያዝያ 2013 ዓ.ም ጀሚሮም ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ከምዝተሸሙ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ፡፡ ዶክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ሲሪል ራማፎሳ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ሲሪል ራማፎሳ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ምስ ፕሬዚዳንት ራማፎሳ ኣብ ፕሪቶሪያ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት እዋናዊን ክልተኣዊን ጉዳያት ኣልዒሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼብኡ ከሳልጥ ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሬኢ ሎሚ መዓልቲ መበል 13 ስሩዕ ኣኼብኡ ከሳልጥ ኢዩ። እቲ ባይቶ፥ "ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት)" ን "ሸኔ"ን ብሽብርተኝነት ንክስየሙ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዘቕረቦ ዉሳነ ሓሳብ መርሚሩ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ንምትዕንቓፍ ብሕቡእ ተወዲቦም እንትንቀሳቐሱ ናይ ዝነበሩ ጉጅለታት እኩይ ሽርሒ ከምዘፍሸለ ግብረ ሓይሊ ድሕነትን ፀፅታን ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima May 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ንምትዕንቓፍ ብሕቡእ ተወዲቦም እንትንቀሳቐሱ ናይ ዝነበሩ ጉጅለታት እኩይ ሽርሒ ከምዘፍሸለ ግብረ ሓይሊ ድሕነትን ፀፅታን ኣፍሊጡ። ኣብ ሃገራት ወፃኢ ብዝነብሩ ውሱናት ፅንፈኛታት ኣባላት ዲያስፖራ ደገፋት ፋይናንስ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር ኣብርሃም በላይ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብምዃን ተሸይሞም Gebremariam Weldegerima May 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጅንን ላዕለዋይ ኣመራርሓ ብልፅግና ትግራይን ዶክተር ኣብርሃም በላይ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብምዃን ተሸይሞም። እቲ ጊዚያዊ ምምሕዳር ንዝሓለፉ ሹድሽተ ኣዋርሕ ክመርሑ ዝፀንሑ ዶ/ር ሙሉ ነጋ …
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣገልግሎት ኣፍልጦ ኣተሓሕዛ ዓሚል ዓመተ 2021 ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima May 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣገልግሎት ኣፍልጦ ኣተሓሕዛ ዓሚል ዓመተ 2021 ተዓዊቱ። እቲ ኣፍልጦ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ኮንፈረንስ መርሃ ግብሪ ሽልማት ኤይር ካርጎ ዊክስ ሽልማት ከምዝተውሃቦ ኣፍሊጡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዳያስፖራ ንህዳሰ ግድብን መኣዲ ንሃገርን ዝውዕል 166 ሚሊየን ብር ደገፍ ከምዝገበረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዳያስፖራ ሎሚ ዘበን ጥራሕ ንዓብዪ ህዳሰ ግድብን መኣዲ ንሃገርን ዝውዕል 166 ሚሊየን ብር ደገፍ ከምዝገበረ ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ወይዘሮ ሰላማዊት ዳዊት፥ እቲ ደገፍ ብቦንድ ሽይጣት፣ ውህብቶን…