ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ስሩዕ ኣኼብኡ ከሳልጥ ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሬኢ ፅባሕ መበል 13 ስሩዕ ኣኼብኡ ከሳልጥ ኢዩ። እቲ ባይቶ፥ "ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት)" ን "ሸኔ"ን ብሽብርተኝነት ንክስየሙ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዘቕረቦ ዉሳነ ሓሳብ መርሚሩ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሓንቲ ነብሰፁር ኣደ ኣብ ሓደ ጊዜ ትሸዓተ ቖልዑ ተገላጊላ Gebremariam Weldegerima May 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጓል ማሊ ዝኾነት ነብሰፁር ኣደ ኣብ ሓደ ጊዜ ትሸዓተ ቖልዑት ከምዝተገላገለት ተሓቢሩ። ትማሊ ሰሉስ ሕማም ሕርሲ ተታሒዛ ኣብ ሞሮኮ ናብ ዝርከብ ሓደ ሆስፒታል ዝኣተወት ጓል 25 ዓመት ሓሊማ ሲሴ ሓሙሽተ ደቂኣንስትዮን ኣርባዕተ ደቂተባዕትዮን ብሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንመበል 80 ዓመት በዓል ዓወት መዓልቲ ሃርበኛታት ኢትዮጵያውያን ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን Gebremariam Weldegerima May 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንመበል 80 ዓመት በዓል ዓወት መዓልቲ ሃርበኛታት ኢትዮጵያውያን ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። እተን ፕሬዚደንት፥ ሃርበኛታት ኢትዮጵያ ሃገርና ነፃነታ ሓሊያ ንክትነብር ገይሮም ኢዮም ኢሎም። ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ንመበል 80 ዓመት በዓል ዓወት መዓልቲ ሃርበኛታት ኢትዮጵያውያን ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima May 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ንመበል 80 ዓመት በዓል ዓወት መዓልቲ ሃርበኛታት ኢትዮጵያውያን ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ''ሃገርና ምስ ዘላቶ እዋናዊ ኩነታት ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንጀጋኑ ሃርበኛታት ነፃ ሕክምና ንክወሃብ ወሲኑ Gebremariam Weldegerima May 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንጀጋኑ ሃርበኛታት ነፃ ሕክምና ንክወሃብ ወሲኑ። እቲ ነፃ ሕክምና ኣብታ ከተማ ኣብ ዘለዋ ትካላት ጥዕና ሙሉእ ብምሉእ ንክወሃብ ከምዝተወሰነ ምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣፍሊጠን። ብተወሳኺ ጀጋኑ ሃርበኛታት ማሕበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ብሃንደበታዊ ሞት ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ኣበረ ኣዳሙ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima May 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃእን ኣይተ ደመቀ መኮንን ብሃንደበታዊ ሕልፈት ህይወት ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ኣበረ ኣዳሙ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። ”ሓውና ነቲ ክልል ኩለ መዳያዊ ለውጢ ክብል ንዓመታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 80 ዓመት በዓል ዓወት መዓልቲ ሃርበኛታት ኢትዮጵያውያን ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 80 ዓመት በዓል ዓወት መዓልቲ ሃርበኛታት ኢትዮጵያውያን ይኽበር ኣሎ። ጣሊያን ሕነ ዓወት ዓድዋን ንምፍዳይ ክትብል ኣብቲ እዋን ቀዳማይ ሚኒስትር ብዝነበረ ቤኒቶ ሙሶሎኒ ኣቢላ፥ ካብ 1928 ክሳብ 1933 ዓ.ም ንኢትዮጵያ ምውራራ ይዝከር።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሃገሮም ምስ ኢትዮጵያ ንዘለዋ ርክብ ልዑል ቦታ ከምእትህብ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima May 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶጋን ሃገሮም ምስ ኢትዮጵያ ንዘለዋ ርክብ ልዑል ቦታ ከምእትህብ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ነዚ ዝበሉ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ኣደም መሓመድ ንፕሬዚዳንት ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶጋን ናይ ሹመት ደብዳቤኦም ኣብ…
ኮሮናቫይረስ ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2021 ዓመት ጥዕናን ክንክንን ሰብ ሞያታት ተባሂሉ ተሰይሙ Gebremariam Weldegerima May 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2021 ዓለም ለኸ ዓመት ጥዕናን ክንክንን ሰብ ሞያታት ክብል ሰይሙዋ። ኢትዮጵያ እውን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መድረኽ እቲ ዓለም ለኸ መዓልቲ ጥዕናን ክንክንን ሰብ ሞያታት ብዕሊ ኣጀሚራ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ መወዳእታ ሃነፅቲን ሓለውቲን ዴሞክራሲ ባዕልና ኢትዮጵያውያን እምበር ፈተውትና ኣይኮኑን – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima May 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንታት ክልልን ኣመራርሓታት ቦርድ መረፃን ሳምንታዊ ገምጋም ቅድመ መረፃ ኣካይዶም። ኣብቲ ዘተ ድማ ምዝገባ መረፅቲ ብፅቡቕ ኩነታት እናተኻየደ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ…