ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሞሮኮ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሞሮኮ ናስር ቦሪታ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ዓለም ለኻዊን ምትሕብባር ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ትኹረት ዝገበረ ኢዩ ነይሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንመላእ ኣፍሪካ ናይ ነፃነት ምልክት ኮይና ንክትቅፅል ብሓባር ንረባረብ-ም/ቀ/ሚ ደመቀ መኮነን Gebremariam Weldegerima May 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነንኢትዮጵያ ንመላእ ኣፍሪካ ናይ ነፃነት ምልከት ኮይና ንክትቅፅል ብሓባር ንረባረብ ክብሉ ገሊፆም። ንበዓል ሕብረት ኣፍሪካ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ዝበሉ ኣይተ ደመቀ፥ መዓልቲ ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፓርክ ሕውነት ክካየድ ዝቍነየ መርሃ ግብሪ ሰሙነ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima May 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፓርክ ሕውነት ክካየድ ዝቍነየ መርሃ ግብሪ ሰሙነ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ። ኣብ መዛዘሚ እቲ ፕሮግራም ዝተረኸባ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፥ እቲ ፌስቲቫል ደሚቕን ዘይርሳዕን ኢዩ ኢለን። ኢትዮጵያ ዓብዪ ሃፍቲ ከምዘለዋ ዘገንዘበ ኢዩ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ከተማ ማይጨው ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዝሕግዝ ክታበት ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ከተማ ማይጨው ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዝሕግዝ ክታበት እናተውሃበ ምዃኑ ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ሆስፒታል ለምለም ካረል ገሊፁ። መካየዲ ስራሕ እቲ ሆስፒታል ኣይተ ገብረእግዚአብሔር ኪሮስ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ክታበት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮም ራብዓይ ትውልዲ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ኣብ ምብራቕ ኢቲዮጵያ ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ከተማታት ምብራቕ ኢቲዮጵያ ብልዑል ቅልጣፈ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ሞባይል ንምጥቃም ዘኸእል ራብዓይ ትውልዲ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ኣጀሚሩ። ምጅማር እቲ ኣገልግሎት ኣብ ከተማታት ድሬዳዋ፣ ኣይሻን ጭሮን ተግባራዊ ከምዝኸውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ 33 መኻይን ቢሮን ካልኦት ናውቲን ንክልል ትግራይ ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima May 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (USAID) ንቢሮ ዘገልግላ 33 መኻይንን 10 ነጥቢ 6 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ዝተፈላለዩ ካልኦት ናውቲን ንቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሓገዝ ገይሩ። ተወከልቲ እቲ ትካል፥ ኣብ ቀፅሪ ቢሮ ጥዕና ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ንክልል ትግራይ ዝኸውን ሓገዝ ኣቑሑት ሕክምና ኣበርኪታ Gebremariam Weldegerima May 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ንክልል ትግራይ ዝኸውን ሓገዝ መከላኸሊ ኮቪድ-19ን ንግልጋሎት ሕክምና እውዕሉ ኣቑሑት ሕክምናን ኣበርኪታ። እቲ ሓገዝ፥ ካውንስለር ንግዲን ኢኮኖሚን ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ሊ ዩ ንዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከይዲ ህንፀት ዝርከቡ ጣቢያታት መከፋፈልቲን መተሓላለፊን ሓይሊ እቶም ሓሙሽተ ፈተነ ምምሕልላፍ ጀሚሮም Gebremariam Weldegerima May 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከይዲ ህንፀት ካብ ሞንጎ ዝርከቡ ጣቢያታት መከፋፈልቲን መተሓላለፍቲን ሓይሊ እቶም ሓሙሽተ ፈተነ ምምሕልላፍ ከምዝጀመሩ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ትካል ካብ 132 ኪሎቮልት ክሳብ 500 ኪሎቮልት ዘለዉ ልዑል ሓይሊ ዝሽከሙ መስመራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራሕቲ ሃይማኖት ትውልዲ ብእወንታዊ መገዲ ኣብ ምቕራፅ ዝሰርሕዎ ስራሕቲ ከጠናኽሩ ኣለዎም Gebremariam Weldegerima May 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ሃይማኖት ትውልዲ ብእወንታዊ መገዲ ኣብ ምቕራፅ ዝሰርሕዎ ስራሕቲ ከጠናኽሩ ኣለዎም ተባሂሉ። ትካላት ሃይማኖት ነክልተ መዓልታት ዝፀንሕ ኣብ ክሊ ህንፀት ሰላም፣ ዕንቅፋታትን መፍትሒታትን ዝላዘብ መድረኽ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ቢሸፍቱ ይሳለጥ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፍሪካ ዝሐሸ ሰላም፣ ሓድነትን ምዕባለን ንኽህልዋ ቆራፅነት ክህሉ ይግባእ – ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ Gebremariam Weldegerima May 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፍሪካ ዝሐሸ ሰላም፣ ሓድነትን ምዕባለን ንኽህልዋ ቆራፅነት ክህሉ ከምዝግባእ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ገሊፆም። ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ ማሃማት፥ መዓልቲ ኣፍሪካ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም…