Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2021

ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምድጋፍ ኣብ ክሊ ዘኽእል ኩነታት ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምድጋፍ ኣብ ክሊ ዘኽእል ኩነታት ይዛተዩ ኣለዉ። “ክብሪ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር” ብዝብል መሪሕ ቃል ይሳለጥ ኣብ ዘሎ መድረኽ ዘተ፥ ነበርቲ ከተማ፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል…

ኣብ ቻይና ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ብውሕዱ 12 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻይና ኣዝዩ ብርቱዕ ዝናብ ዘስዓቦ ሓደገኛ ውሕጅ ኣብ ከተማ ሼንግዙ ብውሕዱ 12 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ሰበ ስልጣን እቲ ከባቢ ኣረጋጊፆም። ካልኦት ሄናን ኣብ ዝተባህለት ግዝኣት ጥራይ ዝነብሩ ልዕሊ 10 ሺሕ ነበርቲ ድማ ካብ መረበቶም…

ጉጅለ ልኡኽ ትሕቲ 23 ዕድመ ብሄራዊ ጋንታ ታንዛኒያ ባህርዳር ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ትሕቲ 23 ዕድመ ብሄራዊ ጋንታ ታንዛኒያ ባህርዳር ኣቲዩ። እቲ ጋንታ መርመራ ኮቪድ 19 ገይሩ። ኣብ ምድብ ሀ ዝርከብ እቲ ብሄራዊ ጋንታ፥ ምስ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ሰዓት 10 ፀወትኡ ከምዝገብር ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ…

ሰብ መዚ ሰሜን ምዕራብ ናይጄሪያ ብሸፋቱ ተጨውዮም ዝፀንሑ 100 ኣዴታትን ህጻናትን ከም ዘፍትሑ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ መዚ ሰሜን ምዕራብ ናይጄሪያ ብሸፋቱ ተጨውዮም ዝጸንሑ 100 ኣዴታትን ህጻናትን ከም ዘፍትሑ ኣፍሊጦም። እተን ኣዴታት መብዛሕትአን ቖልዑት ዘዕብያ ዝነበራ ምዃነን ክግለጽ እንከሎ፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 8 ሰነ 2021 ካብ ግዝኣት ዛምፋራ…

ኣብ ሃገርና ዘንፀላለወ መጥቃዕቲ ንምምካት ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ክንስለስ ኢና- ኣይተ ደስታ ሌዳሞ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገርና ዘንፀላለወ መጥቃዕቲ ንምምካት ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ክንስለስ ኢና ከብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ነዚ ዝበሉ፥ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዓወት ምዝዛሙ…

ኣብ ከተማ ሃዋሳ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዓወት ምዝዛሙ ስዒቡ ደገፎም ኣብ ኣደባባይ ይገልፁ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዓወት ምዝዛሙ ስዒቡ ደገፎም ኣብ ኣደባባይ ሎሚ መዓልቲ ይገልፁ ኣለዉ። እቲ ሰልፊ ካብ ንጎሆ ሰዓት 12 ዝጀመረ ከምዝኾነ ካብ ኮሚኒኬሽን ምምሕዳር እታ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…

ንሰራዊት ምክልኻል ሀገር ዝለኣኽ ስንቂ ይዳሎ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)''ውዕለታ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ተኸፊሉ ኣይውዳእን'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣድሲ ኣበባ ክፍለ ከተማ የካ ንሰራዊት ምክልኻል ሀገር ዝለኣኽ ስንቂ ይዳሎ ኣሎ። ሓላፊት ጉዳይ ደቂ ኣኒስቲዮን ህፃናትን እቲ ክፍለ ከተማ ወይዘሮ ወሰኔ በየነ፥ ስንቂ…

ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት መጥቃዕቲ ብምፍፃም ንህዝቢ ትግራይ ሓገዝ ንከይበፅሕ ምትዕንቓፉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ብኣንፈት ዓፋር ዞበ ፈንቲረሱ፣ ወረዳ ያሎ መጥቃዕቲ ብምፍፃም ናብ ትግራይ ሓገዝ ፅዒነን ዝጎዓዛ ዝነበራ ተሽከርከርቲ ንከይንቀሳቐሳ መስመር ሓገዝ ንክዕፆ ምግባሩ ኮሚሽን  ብሄራዊ ኣመራርሓ ስራሕን ሓደጋን ድልውነትን ሐቢሩ።…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፍልይቲ ተወካሊት ቀርኒ ኣፍሪካ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፍልይቲ ተወካሊት ቀርኒ ኣፍሪካ ሕብረት ኣውሮፓ ኣኒት ዌበርን ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ፥ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ መርጫ ብሰላም ምዝዛሙ ኣብሪሆም። ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት…

ፖሊስ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ(ዓራፋ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሰላም ከምዝተኸበረ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ መበል 1 ሺሕን 442 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ(ዓራፋ) ብሰላም ከምዝተዛዘመ ኮሚሸን ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ብዙሓት ሰዓብቲ እምነት እስልምና ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባን ዙርይኡን ኣብ ዝርከቡ ጎደናታት…