ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መስዋእቲን ሓድነትን ብምዃኑ ትእዛዝ ፈጣሪ ምኽባር ይግባእ-ሓጂ ሱልጣን ኣማን Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዓረፋ በዓል መስዋእቲን ሓድነትን ብምዃኑ ትእዛዝ ፈጣሪ ምኽባር ካብ ምእመናን ትፅቢት ከምዝግበር ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኣዲስ ኣበባ ሓጂ ሱልጣን ኣማን ተዛሪቦም። መበል 1 ሺሕን 442 በዓል ዒድ ኣል አደሃ (ዓረፋ)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ሎሚ ስራሕና ኣብ ገዛና ዘሎ ሕሩድ ሓዊሱ ንኻልኦት ወገናት ብምክፋል እንዝክሮ ኢዩ – ሓጂ ሙፍቲ እድሪስ Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሎሚ ስራሕና ኣብ ገዛና ዘሎ ሕሩድ ሓዊሱ ንኻልኦት ወገናት ብምክፋል እንዝክሮ ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተቐዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር እድሪስ ገሊፆም። ሰዓብቲ እምነት እስልምና መበል 1 ሺሕን 442 በዓል ዒድ ኣእ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት መበል 1 ሽሕን 442 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ዓረፋ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) መበል 1 ሺሕን 442 መበል 1 ሽሕን 442 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ዓረፋ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ብድምቀት ካብ መንጎ ዝኽበረሎም ሃገራት ስዑዲ ዓረብ ተረቋሒት እንትትኮን፥ ሰዓብቲ እምነት እስልምና ካብ ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 1 ሽሕን 442 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ዓረፋ ኣብ መላእ እዛ ሃገር ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) መበል 1 ሽሕን 442 ዓመተ ሂጅራ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓ ኣብ መላእ እዛ ሃገር ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ፕሬዚዳንት እቲ ቤት ምኽሪ ተቀዳሚ ሙፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት ኩነታት ምዝዛሙ ስዒቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፈን Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት ኩነታት ምዝዛሙ ስዒቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፈን። ኣብ መልእኽተን፥ “ብርቱዓት ኢትዮጵያውያን ዘለዎም ውሽጣውን ግዳማውን ፅዕንቶታት ብምፅዋር ግድብና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ንመላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንዒድ ኣል ኣድሃ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኢሎም Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንመላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንመበል 1 ሺሕን 442 ዓመተ ሕጅራ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ዓረፋ ብሰላም ኣብፀሐኩም አብፀሐና ክብሉ ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም። እቲ በዓል ናይ ምትሕግጋዝን መስዋእቲን በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ብሰላም ንክዛዘም ኣድላዪ መድላው ከመዝገበረ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 1 ሺሕን 442 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ብሰላም ንክዛዘም ኣድላዪ መድላው ከመዝገበረ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ኣብ ዝግበር ስነ ሰርዓት ስግደት ክሳብ ዝዛዘም ካብ ንጎሆ ሰዓት 11 ጀሚሩ ዝተወሰኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበር ቀ/ሚ ፌዴሪኢ ኣይተ ሃይለማሪያም ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት ኩነታት ምዝዛሙ ስዒቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ነበር ቀ/ሚ ፌዴሪኢ ኣይተ ሃይለማሪያም ደሳለይ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት ኩነታት ምዝዛሙ ስዒቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፎም። ኣይተ ሃይለማሪያም፥ “ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን፣ ኣመራርሓ እቲ ግድብ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት ኩነታት ምዝዛሙ ፍሉይ መዓልቲ ብስራት ዓወት ኢትዮጵያ ኢዩ-ጀኔራል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት ኩነታት ምዝዛሙ ፍሉይ መዓልቲ ብስራት ዓወት ኢትዮጵያ ኢዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጀኔራል ብርሃኑ ጁላ ተዛሪቦም። እቶም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ንግዜኢ ኣብ ዝሃብዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ንበዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ አመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ንመበል 1 ሺሕን 142 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ አመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር፣ ጋምቤላ፣ ሃረሪ፥ ንመላእ ማሕበረሰብ ሰዓብቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንመበል 1 ሺሕን…