ዝተፈላለያ ሚኒስትራት ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት ኩነታት ምዝዛሙ ስዒቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፈን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ሚኒስትራት ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት ኩነታት ምዝዛሙ ስዒቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፈን።
ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ሚኒስትር ሰላም ሙፈሪሃት ካሚልን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ኣባይ…